Eritrea real clear politics's Weblog

December 2, 2009

People and Power -The mystery behind Eritrea – 2 Dec 09

Filed under: Report — eritrearealclearpolitics @ 9:46 pm

http://www.youtube.com/watch?v=FrvaEVs2VtE

ግርም ከም ቱሪስት ኬንካ ተኣትዩ፡ ሑቡእ ካሜራታት ጌርካ ተሳኢሉ፡ እንታይ ሓድሽ ነገር ካብ ማሕብረሰብ ዓለም ዝተኸወለ ነገር ተቋሊሑን ኣሎን? እዚ ኹሉ ሰብኣዊ ጉልበት ድኻም፡ ዘይተደነ ፋይናንሳዊ ወጻኢታትን ስለያዊ ስርሓት ዝመስል ኣሳራርሓ እንታይ ኣድለየ? ኩሉ ንህዝባዊ መራኸቢ ሃልክታት እዩ። ልዕሉ ኹሉ ግን እታ ጋዘጤኛ ኣቀዲሙ ዝተነግራ፡ ዘንበቦቶ ሓቤሬታታ ጎዶናታትን ከተማታትን ኤርትራ እንዳርኣየት ትደግም ዘላ ፓፓጋሎ እያ ትመስል። እቲ ንሳ ትገልጾ ዘላ ኩሉ ጊዝየ ብዝተፈላለዩ ኤርትራዉያን መራኸቢ ቡዙሓንን ዓለምለኸን ዝግለጽን ዝፍለጥን እዩ። ብመንጸር እዚ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ንጋዜጠኛታት ከም መሳርሒ ናይ ስለያዊ ስርሓት ኣምሲሉ ስለዝኸሶም፡ ነዚ ክስታት እዚ ኣራጋጊጻቱሉን ኣራጊዳትሉን ኣላ። እዚ ኣጋባብ ኣሳራርሓ እዚ ንምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ መሊሱ ዘናቕጾን ሉጋሙ ኣኽሪሩ ከምዝዕትዕቶ ዝገብሮ እንበር ቅጭጭ ዝብሎ ኣይመስለኒን። ነቶም ብወግዕ ከም ጋዜጠኛታት ኮይኖም ዝኣቱዉ ንዉሽጥ ኤርትራ ዝነበረ ተኽእሎታት ዘርቕቕን ዘጻብብን ተግባር እዉን እዩ።

Advertisements

Leave a Comment »

No comments yet.

RSS feed for comments on this post. TrackBack URI

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s

Blog at WordPress.com.

%d bloggers like this: