Eritrea real clear politics's Weblog

April 23, 2013

ECDM DIALOGUE’S PAPERS FOR OUR COMMON STRATEGY AND FUTURE

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 7:39 am

ECDM DIALOGUE’S PAPERS FOR OUR COMMON STRATEGY AND FUTURE (more…)

Advertisements

May 3, 2012

ፈሊጡ ዝተሸርበ ግዛዕ፣ ህላዊኡ ብቀሊሉ ንምርግጋጽ ቀሊል ኣይነበረን፣

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 8:40 am

ፈሊጡ ዝተሸርበ ግዛዕ፣ ህላዊኡ ብቀሊሉ ንምርግጋጽ ቀሊል ኣይነበረን፣

ማሕበራዊ መራኸቢ-ቡዙሓንን ባህርያቱን፣-

ንማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ብግቡእ ዝገለጻ ሰብ ኣብ ዓለም እንተሃልዩ፣ ፕረሲደንት ቶማስ ጀፌርሶን እዩ። ፕረሲደንት ቶማስ ጀፌርሶን ንማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ኣብ ኣርባዕተ መሰረታዉያን ሮቛሒታት ከምዝሙርኮስ እዩ ገሊጽልና። ንሳተን ድማ ኣብ ተኽእሎታት፣ ምናልባትነት፣ ሓቂን ሓሶት ከምዝምርኮስን ኮይኑ፣ ካብ ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን እቲ ሓቂ ድማ ሃሰዉ ኢልካ ካብ ነዊሕ ጹሑፍ ኣዝዩ ዉሑድ ጥራይ ከምዝርከብ እዩ። ናይ ተጻይ ማሕበራዊ መራኸቢ-ቡዙሓን ካብ ቁጽጽር ህዝብን ካብ መትከላት ናይ ጋዘጠኛነት ሕጊ ስነምግባር (Journalist’s Code of Ethics)  ማለት ካብ ሓቅነት ፣ ዉድዓዉነት፣ ቅንዕና፣ ልክዕነት፣ ኢሻራዉነትን ናጻን፣ ተሓታትነ ን ዘስዕባ ጉድኣታት ዘማዛዘነ (Minimize Harm) ዝተኸተለን ዝዕቆበን ምስ ዘይከዉን፣ ልክዕ ከም ራድዮ ሆተል ሮዋንዳ ናይ ሁቱ ናይ ጽልኢ ፈነወ ዝነበረት እሞ ኣብ መንጎ ሁቱን ቱቱሲን ዝባሃሉ ደቂ ሓደ ሃገር ክልተ ኤትኒክስ-ጉጂለታት ንትኹላዊ ምትፍናን ኣእትያ ኣማኢት ኣሽሓት ኣህዛብ ዘህለቀት ክኸዉን’ዩ።

ንሕጽረታት ሓቤሬታ ዝፈጠሩ መሰረታዊ ሮቛሒታት፣-

ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብኣዝዩ ሙስጡር ኣጋባብ ኣካይዳ ስለዝኸይድን ናጻ ማሕበራዊ መራኸቢ-ቡዙሓን ንዑ ክትጥቀም ዘኽእለካ መሰልን ሕጊ ስለዘየለ፣ ብቀሊሉ መርትዖ ዘሰነዮ ሓቤሬታታት ከተዉጽእን ክትረክብን ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ። ስለምንታይ ኣጸጋሚ ዝኸዉን ብመረዳእታ ከቕርቦ፣- ኣብ ሓደ ቤትጽሕፈት ወይ ኣብ ሓደ ኣሃዱ ብሓባር ዝሰርሑ ዜጋታት፣ ኣብ ዉሽጥ ቤትጽሕፈቶም ወይ ኣሃድኦም እንታይ ይግበርን ይኸይድን ከምዘሎ እዉን ብልክዕ ኣይፈልጡን እዮም። ከከም ዓቕምታቶም፣ ክከም ኣገልግሎት-ተኣማምነቶም፣ ከከም በቲ መራሒ-ስርዓት ተፈታዉነቶም ሙሉእ ዘይኮነ ዝተባታተኸ ሓቤሬታታት ዝዉኑኑ እዮም። ስለዚ ኣንካይዶ ኣብ መላእ ሃገር ዝኸይድ ዘለ፣ ኣብ ቤትጽሕፈቶም ወይ ኣሃድኦም ዝኸይድ ዘሎ ዝተማልኤ ሓቤሬታ የብሎሙን። ነቲ ዝዉንንዎ ዝተባታተኸ ሓቤሬታታት ድማ ሙሉእ ክገብርዎ ኣይክእሉን እዩም፣ እቲምንታይስ ሰብ ነንሕድሕዱ ስለዝፋራራሕ መእተዊን መዉጽእን ዘይብላ ሓቤሬታ ሒዙ ዝፈዘዘ እዩ። ስለዚ ዕለት፣ ቦታ፣ ስም ብሚስጢር ተኣከብቲ፣ ዝተዛረብሉ ዛዕባን ዉሳኔታትን ፈሊጥካ ዜና ክትዝርግሕ ካብ ኤርትራ ኣብዚ እዋናት’ዚ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ሙኻኑ ኩሉ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ጉዳይ እዩ። እቲ እንኮ ዝክኣል፣ኣብ ደገ ትነብር እንኮሎኻ ኣካል ናይቲ ኣብ ዉሽጥ ኤርትራ ዘሎ ሙሱጡር ምንቅስቃስ ምስትኸዉን ጥራይ እዩ። እቶም ኣብ ዉሽጥ ዘለዉ፣ ክዝርጋሕ ዝደልይዎ ሓቤሬታ ንህዝቢ፣ ኣብኡ ኮይኖም ክዝርግሕዎ ስለዘይክእሉ ብደገ ተዘርጊሑ ንዉሽጥ ክዞርቖሎም ኣብ ዝዉሰንሉ እዋናት ጥራይ ከምዝካኣል ቡሩህ እዩ። እቶም ዝሩቑሑ ዝነበሩ ሰበ-ስልጣን መንግስት ኤርትራ ምስእዘን ነዚ ወረ ክዝርግሓ ዝቐነያ ዌፕ-ሳይታት ወነንተን ቅርበትን ምትእስሳራትን ክህልወን ዶ ይኽእል? ፈጺሙ ክሕሰብ ዝኽእል ጉዳይ ኣይኮነን። ስለዚ እዚ እዉን ኣብ ቅመራ ኣትዩ ከምዝነበረ ክፍለጥ ኣለዎ።

ምንጩ ዘይተራጋገጸ ወረን ጠንቁን ዕላምኡ፣-

 

ደይ መደይ ኢሉ ዝተሓብኤ ወዲሰብ፣ ኣነደይቱ ኣይኮኑን ብቀሊሉ ዝርእዩዎ፣ እንታይ ድኣ ኣብቲ ተሓቢሉ ዘሎ ጉድጋድ ኮይኑ ንሱ እዩ ዝርእዮም። ንኣቶ ኢሰያስ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ከናድዮ ቀንዩ፣ ንሱ ንኣነደይቱ ክርእዮምን ክሰምዖኦምን ቀንዩ፣ ኣብ ዘደለዮ ስዓትን ቦታን ድማ ካብታ ተሓቢኡ ዝሕጸነላ ዝነበረ ቦታ ወጺኡ ኣሎ። ምንጩ ዘይተራጋገጸ ወረ፣ ሞይቱ ዶ ጸሚሙ ክባሃል ዝቀነየ ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ካብ ኣቀዲሙ ዝነበሮ ትርኢት ሰዊዱ ኣብ ዕለት 28/04/2012 ቦሎኽ ኢሉ ኣብ ቴለቪዥን ኤርትራ ብጥዕና ምህላዉ ኣራጋጊጹ ኣሎ።  ነዚ ሓቂ እዚ ዘይቕበል ሰብ እንተሃሊዩ ሚትሪንግ ጥራይ ኢልካ ክሕለፍ ዝግብኦ እዩ። ስለዚ እቲ ሓሚሙ ሞይቱ ዝብል ወረ ትርጉም ከምዘይነበሮ ክራጋገጽ ተኻኢሉ ኣሎ።

ብሓፈሻ ንኣስታት 30 መዓልታት ዝኸዉን ብፍላይ ን 8 መዓልታት፣ ካብ ትርኢት ህዝብን መራኸቢ ቡዙሓን ዝተሸርበ መራሒ ህ.ግ.ደ.ፍ፣ ዝተሓብኣሉ ሰለስተ ዓበይቲ ብድሆታት ነይረንኦ፣- ቀዳማይ ሬሳ ናይ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ዓዱ ኣትዩ ክቅበር ምኽልካሉ። ካልኣይ ስርዓት ወያኔ 18 ኪ.ሜ ኣብ ዉሽጥ ልዑላዉነት ኤርትራ ኣትዩ፣ ብዘይ ገለ ጸገማት ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ምምላሶምን ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ሓንቲ ክገብር ዘይምኽኣሉ። ሳልሳይ ኣብ ዉሽጡ ገጢምዎ ዘሎ ፖሎቲካዊ  ምጣኔ-ሃብታዊን ማሕበራዊን ጸገማትን ዓለምለኻዊ ጸቕጥታት ንምኽዋል እዩ።

ነዚ ሰለስተ ዓበይቲ ብድሆታት ብዕዮ ክብድሆ ስለዘይክእል፣ ኣንፈት ህዝቢ ኤርትራን ማሕበረሰብ ንምጥምዛዝ ገለ ክምህዝ ስለዝነበሮ፣ ነዚ ዝተኻየደ ተዋስኦ ብምምሃዝ ን8 መዓልታት ተዛናጊዕሉ ኣሎ። እቲ ገጢምዎ ዘሎ ብዶሆታት ግን በዚ ዝተኻየደ ተዋስኦ በኒኑ ዝኸይደ ኣይኮነን፣ ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ክዝንጋዕ ኣይግባእን።

 

 

ድምጺ ቶክሲ ዘይብሉ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ኪናት፣-

 

ኪናት ብብረት ጥራይ ኣይኮነን ኣብ ዓለምና ዝካየድ፣ ድምጺ ቶክሲ ዘይብሉ ኪናት እዉን ብማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን፣ ብስለያ ጸረ ስለያ፣ ብሽርሕን ዉዲታትን…ወ.ዘ.ተ  ይካየድ እዩ። እዚ ካብዕለት 20/04/2012-28/04/2012 ኣብ ዉሽጥ ኤርትራን ደገን ክካየድ ዝቀነየ ድማ እቲ ካልኣይ ዓይነት ኪናት ኣቀድም ኣቢለ ዝጣሕመስክዎ እዩ።

ኣብዚ ን8 መዓልታት ዝተኻየደ ድምጺ ቶክሲ ዘይብሉ ኪናት  ጭር-ጭር-ዓበደ መን ተዓዊቱ መን ከሲሩ? መን ጎሪሑ መን ሃሊይ? መን ኣዳናጊሩ መን ተዳናጊሩ? ዝቡሉ ሶንኮፍ ሕቶታት ተላዒሎም ኣብ ጉጉይ መደምደምታ ከብጹሑና ይኽእሉ እዮም። ዓወት ብጊዝየን ምንጭን እዩ ዝዕየር። ከምኡ ካይከዉን ድማ ነቲ ነዚ ኪናት-ኩነት ዝፈጠሩ ዳይነሚክስ ክንርኢ ኣድላይ እዩ። ኣብ ሓደ ዉግእ ክትዕወት ክትስዓር ወይ ድማ ብጃላነት ክትወጽእ ንቡር እዩ። ሓደ ፖሎቲካዊ ስርዓት ወይ ተቃዋሚ ጉጂለ ኢዱ-ኣጣሚሩ ንተጻዩ ወገናቱን ኣይዕዘብን እዩ። ሓድሕዳዊ ስለያዊ ዙርቓታት (Infiltiration); ስልታዊ ምድንጋራት (Deception); ሽርሕታት (Sabotage) ን ዉዲታትን (Conspiracy )ክህሉ ድማ ንቡር እዩ። ኣብዚ 8 መዓልታት ዝተራእየ እዚ ተርኽቦታት’ዚ እዩ። እዚ ዝተራእየ ተርእዮ ናይ ሓደ ጊዝየ ተርእዮ ድዩ ዝብል ሕቶ ክልዓል ይኽእል እዩ። መልሱ ኣይኮነን ቅድሚሕጂ ነይሩ ብሕጂ እዉን ክርኤ እዩ።

 

ዕሙቀትን ዝርጋሔን ናይቲ ዱንጉር ወሬ፣-

እቲ ሓደ ዝገርም ነገር እንተሃሊዩ፣ ምስቲ ዘሎ ሕጽረታት ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ዉሽጥ ኤርትራ፣ ዳርጋ ብዘይካ ዉሑዳት ዝበዝሔ ህዝብና ነዚ ወረ እዚ ሰሚዕዎ እዩ። ብከመይ እዚ ወረ እዚ ተዘርጊሑን በጺሕዎን ናይ ብሓቂ እዩ ዝገርም። ዝኾነ ሻቕሎት ኣይነበሮን ንቡር መዓልታዊ ሂወቱን ንጥፈታቱን የሳላስል ነይሩ። ኢሰያስ ይሙት ኣይሙት፣ ይሕመም ይጥዔ ንሓደ ካልኢት ናይ ጊዝየ ኣይተጭነቀሉን። ብኣንጻሩ ሩፍታ ዓሲልዎ እዩ። እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ትካላት መንግስት “ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ” ኢሎም ዝሰርሑ ዘለዉ እንታይ እዩ እዚ ኩነታት ዝኸይድ ዘሎ ኢልካ ኣብ ትሓተሉ እዋናትን ንምክትታሉ መታን ክጥዕሞም ኣስማት ኣብ ትሕብሮሎም እዋናት፣ እምባእ ፍላን ውዲ ፍላን ኣብዛ ትብላ ዘሎኻ ዕለት ኣብዚ ስራሕና መጺና ኔይሩ ይብሉኻ። እሞ ኢሰያስ ከ ሪኢኺሞ ዶ ወይ ተጸሊዎ ሰሚዕኩም ዶ ኣብ ትብሎሎም እዋን እቲ መልሲ ኣይራናን ኣይሰማዕናን እዩ። ዳግም ካብቲ ትማሊ እተዛራረብናሉ ነቂሎም ገለ ምክትታላትን ሓቤሬታትን ኣኪቦም ይጸንሑ ይኾኑ ኢልካ፣ ሕጂ ኸ ዝተቃያየረ ጉዳይ ኣሎ ዶ ኢልካ ኣብ ትሓተሉ እዋናት፣ እንተ እቲ ሰባይ ተሸሪቡ ኣሎ ካልእ ግን ንቡር ከም ቀደሙ እዩ ዘሎ፣  ግን ምስ እዚ ትብሎ ዘሎኻ ብምስማዕና ዝመጸ ስነኣእሙራዊ ጸቕጥታት ድዩ ወይስ ገለ ሱዉር ነገር ኣሎ ኣይንፈልጥን፣ እቲ ኩነታት ክብድብድ ዝበለ ስምዒታት ፈጢሩልና ኣሎ ይብሉ።

ነቲ ብመርበብ ሓቤሬታ ኣሰናን ዓዋተን ዝዉሃብ ዝነበረ ሓቤሬታ ሙርኩስ ብምግባር፣ ቡዙሕ ኣእማንን ሰባትን ተፈንቂሉ ብዘይካ ናይ ኢሰያስ ሽርበት ካልእ ፈጺምካ ክጽመድን ክቑረን ዝኽእል ጭቡጥ ሓቤሬታ ክርከብ ኣይተኻእለን።

ካብዛ ሓንቲ “ሽርበት ኢሰያስ” ዘይርግጽቲ ሓቤሬታ፣ ሰለስተ ዘይሩጉጻት ኣብ ተኽሎታትን ምናልባትነታትን ዝቶሞርከሳ ክምዕብል ኪኢሉ፣-

ሀ. ኢሰያስ ተጸሊዎ ኣብ ኮማ ኣትዩ፣ ኣብ ገዝኡ ደቂሱ ኣሎ፣ ወይ ድማ ንገጢምዎ ዘሎ ከቢድ ዉሽጣዊን ግዳማዉን ፖሎቲካዊ ጸቕጥታት ኣቃልቦ ህዝቢ ንምጥምዛዝን ንተቃወምቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ሓሰዉቲ ምኽኖም ንምርኣይ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊኡ ዘለዎ ኣራእያታት ንምምዛን …ወ.ዘ.ተ ተባሂሉ፣ ድሎ ካይትዕሎ ኢሉ ነዚ ሓቤሬታ ብ መልሓስ ተቃወምቲ ኣናፊሱ ካብ ተሓቢሉ ዘሎ ድነ ክጋላገል ወሲኑ ኣሎ።

ለ. ኢሰያስ ምስ ኩነታት ጥዕንኡ፣ ዕድሚኡ፣ ፍጹም ዉድቀቱ፣ ዘሎ ፖሎቲካዊ ጸቕጥታት ኣብ ግምት ብምእታዉ፣ ብንሱ ዘፍቀዶ ዳግመ ዉደባ ስስርዕ እቲ መንግስት ንክግበር ኮሚቴ ዶ ኾን መዚዙ፣ እታ ኮሚቴ ኣብ ዓዋተን ኣሰናን ትባሃል ዞላ ትነጥፍ ሃልያ።

ሐ. እዞም ዓዋተን ኣሰና ዝሮቕሕዎም ዘለዉ ሰብ-መዝታት መንግስት ኤርትራ፣ ምናልባሽ ንኢሰያስ ጨዉዮም ኣብ ትሕቲ ሙሉእ-ቁጽጽር ሒዞሞ፣ ንሳቶም ዝቓጻጸርዎ ፖሎቲካዊ ስርርዕ ንምድካን ዶ ይኸዉን ዝነጥፉ ዘለዉ ዝብላ ነይረን።

ኣብ ከምዚ ከቢድ እዋናት፣ ባህርያዊ እዩ ዝኾነ ወዲሰብ ዝተፋላለየ ግምታትን ሚዛናት ክገብር። እቲ ዝገብሮ ግምታትን ሚዛናትን፣ ካብ ቀንዲ ዕላሙኡ እንተኣላጊስዎን ሽታታሕ እንተድኣ ኣቢልዎን ጥራይ ኢና እቲ ኩነታት ገዚኡዎ ነይሩ ክባሃል ዝኽእል።

ትርን ኣድማዕነት ዘይርጉጽ-ወረ፣-

 

ስለምንታይ ንመላእ ኣብ ዉሽጥን ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዉያን፣ እዚ ናይ ለንቀነ ዘይርጉጽ (Uncertainty) ኣብ ምናልባትነትን(Probability) ተኽእሎታት (Possibilities) ዝተሞርከሰ ዘመተ ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ንህዝቢ ከላዕል ኪኢሉ ዝብል ሕቶ ከላዓል ከምዝኽእል ሩዱእ እዩ። መልሱ ድማ።-

ሀ. እቲ ፕሮፖጋንዳዊን ዉዲታዉን ዘመተ ማሕበራ ስነ-ኣእሙራዊ ፈተነ (Social psychology experiments) ብምንባሩ እዩ።

ለ. ንትጽቢታትን ባህግታትን ህዝቢ ኤርትራ ዝምርምር ብምንባሩ እዩ።

ሐ. ንጥምረት ማሕበረ-ስነኣእሙራዊ ኣቃዉማ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንክልለ ዝደፍእ ብምንባሩ እዩ።

መልሰ-ግብሪ ናይዚ ሰለስተ ከቢድ ፈተነታት፣ ብጥምረት መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ዓሚቕ ኣስተንፊሱን፣ ሪሒብ ሩፍታን ዓሲልዎ እዩ። ዉሑዳት ኣካላትን ደገፍት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ን ገለ ተቃወምቲ ዉድባትን ኣባላተን ድማ ኣብ ከቢድ ራዕዲ ኣትዮም እዮም። ካብዚ ዝተራእየ ሩፍታን ራዕድን ሰለስተ መሰረታዉያን ጉዳያት ኢና ተዓዚብና፣-

ሀ. ዝበዝሔ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ገባቲ ፖሎቲካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍን መራሒኡን ክጋላገል ከምዝደሊ ኣርኢና’ዩ።

ለ. ገለ ገለ “ተቃወምቲ” ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ እየ ዝብሉ፣ ምእላይ ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ከምዘየርብሖን ከምዘየሕጉሶምን ኢና ተዓዚብና። ምኽንያቱ ህዝቢ ክድወሽን ክብጽበጽን እንኮሎ፣ ኣብ ክንዲ ከራጋግእዎን ቁኑዕ ማኣዙኑ ከተሕዝዎ ዝህቕኑ ከጽቕጡን ልዕሊኡ ቶንኮላት ክስሕሩ እዮም ተራእዮም።

ሕ. ኣብ ሕማቕ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት፣ ንህዝቢ ከራጋጉኡ፣ ክመርሑን ቁኑዕ ማኣዙኑ ከትሕዙ ዝኽእሉ ተቃወምቲ ዉድባት ኣዝዮም ዉሑዳትን ድኹማት ሙኻኖምን ሕጽረታት ቡቁዕ መሪሕነትን ጽኑዕ ዉደባን ከምዘሎ ኣገንዚብና እዩ።

ምንጪ ናይ ዘይሩጉጽ ወረ፣-

 

እዚ ናይ ምድንጋር ኣብ ምናልባትነትን ተኽእሎን ተሞርኪሱ ክካየድ ዝቀነየ ድምጺ ቶኽሲ ዘይብሉ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ ምንጩ መን ኮን ይኸዉን?

ሀ. 90% ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ።

ለ. 5% ባህግታትን ትጽቢታት ኣቃላሕቱ።

ሐ. 5% ናይ ግዳም ሓይልታት። ክኸዉን ይኽእል እዩ ዝብል ግምታት ነይሩን ኣሎን። 90% ምንጩን ማሃዚኡን ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ካብ በልናዮ፣ ነቶም ኣውረይቱ እዉን ናጻ ዘዉጽኦም ኣይክነን። ከምዚ ዓይነት ተሃዋሲ ዜና ካበይ ኣምጼሞ ኣብ መድረኽ ወጽዮም ምንጭታቶም ክገልጹ ጉዱዳት እዮም።

ብሓፈሻ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ፣ ብፍላይ ድማ መራሒኡ ኣቶ ኢሰያስ ብኣጋጢሙዎ ዘሎ ዉሽጣዉን ግዳማዉን ፖሎቲካዊ፣ ወትሃደራዊ፣ ምጣኔ-ሃብታዊን ማሕበራዉን ብዶሆታትን ጸቕጥታት፣ ኣቃልቦ ህዝቢ ኤርትራን ማሕበረሰብ ዓለምን ንምጥምዛዝ ገለ ክፈጥር ነይርዎ። ከም ኣመሉ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሻቕሎቱን ትኹላዊ ምትፍናናት ክሸሞ ነዚ ኩነታት ክፈጥር ንክንደይ ዝኣክል ጊዝየ ዉጥን ኣዉጺሉ? ክንደይ ዝኣክል ጉልበት-ሰብ ኣዋፊሩሉ? ክንደይ ዝኣክል ገንዘብ ወጻኢ ገይሩሉ? ክንደይ መዓልቲ ኣብ ዕጹው ገዛ ተሓቢሉሉ? ንክንደይ ሰብ ዝኣኽሉ ሓባቢሉሉ ኣዋፊሩሉ?…ወ.ዘ.ተ ንምግማቱ ኣጸጋሚ ኣይኮነን። ኣብ መጨረስታ ተዓዊትሉ ዶ ንዝብል ሕቶ ንምምላስ እወ 20% ጊዝያዊ ዓወት ተዓዊትሉ እዩ። እንታይ ጊዝያዊ ዓወታት እዩ ኣመዝጊቡ?

ሀ. እቲ ዝዓበየ ጊዝያዊ ዓወት ንሱ ዝደልዮ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ፣ ብመልሓስን ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን ተቃወምቲ ከምዝቃላሕ ገይሩ።

ለ. ህዝቢ ኤርትራ ማዕረ ክንደይ ጸሊኡዎ ከምዘሎ ፈሊጡ።

ሐ. ኣብ ሕማቕ እዋን መን ምስኡ ደዉ ክብል ከምዝኽእል ፈሊጡ።

መ. ብቀሊሉ ንድሌታትን ባህግታትን ተቃወምቲ መዝሚዙ፣ ኣብ ዉሽጥ ተቃወምቲ ዘሪቁ ክሰርሕ ዘኽእል ጊዝያዊ ዓቕምታት ከምዘለዎ ኣራጋጊጹ።

ረ. ንባህግታት ህዝብና ኣባኺንዎን ንቡዙሓት ጉሩሃት ደለይቲ ለዉጢ ጊዝያዊ ናይ ሞራላዊ ዉድቀት ከምዝገጥሞም ገይሩ።

ብመንጸር ዓወታት ኣቶ ኢሰያስ እንታይ ጉሁድ 80% ክሳራታት ኣጋጢምዎ?

ሀ. ኣቶ ኢሰያስ ማዕረ ክንደይ ህዝቢ ኤርትራ ክሽገር እንኮሎ ከምዘይዓጦ፣ ሓላፍነት ከምዘይስምዖ፣ ንህዝቢ ከራጋግእን ቁኑዕ ማኣዝን ከትሕዝ ከምዘይክእልን ከምዘይደሊ ኣራጋጊጹ።

ለ. ኣቶ ኢሰያስ ማዕረ ክንደይ መታለሊን ሽርሓዉን ምኻኑ ኣፍሊጡ።

ሐ. ኣቶ ኢሰያስ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ኣንጭዋን ድሙን ጸወታታት ይጻወት ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

መ. ኣቶ ኢሰያስ ብሕጂ እዉን ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ሓደገኛ ሰብ ምኻኑ ንነብሱ ኣቃሊዑ።

ረ. ኣቶ ኢሰያስ ንደገፍቱ ብማዕረ ተቃወምቱ ከምዝርእዮም ንጹር መልእክቲ ንደገፍቱ ኣማሓላሊፉ። እቲ ምንታይስ ኣብ ዉሽጥን ደገን ዝነብሩ ደገፍት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ዉሽጢ እተን ዝሓለፋ 8 መዓልታት ብስእነት ሓቤሬታ ልዕሊ ዝኾነ ዜጋ ንሳቶም እዮም ተሸጊሮም ዝነበሩ። ስለዚ ደገፍት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ እዚ ፍጻሜ’ዚ ፍሉይ ግንዛቤ ኣሕዲሩሎም ስለዘሎ፣ ዝነበሮም እምብነታት ኣብ ልዕሊ ኣቶ ኢሰያስ ባይታ ስለዝዘበጠ’ዩ።

ሰ. ዉሑዳት ዜጋታት  ሓቀኛ መሲልዎም ንኣቶ ኢሰያስ ዝገብሮ መደረታት ዝኣምኑ ዝነበር  ዜጋታት፣ ማዕረ ክንደይ ዓላቕን ሓሳዊን ምኻኑ ኣገንዚብዎም ኣሎ።

ሸ. ኣቶ ኢሰያስ ዝፈጠሮ ምድንጋራት ንህዝቢ ኤርትራን ማሕበረሰብ ዓለም ኣዝዩ እዩ ኣቆጢዑ። እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ህዝባዊ ቁጣዔ ናቱ ሩጉጽ ሳዕቤናት ክህልዎ እዩ። ህዝቢ ከም ሓሳዊ፣ ዓላቂን መዳናገርን እንተፈሊጥዎ፣ ኡሮማይ ጥራይ እዩ ክባሃል ዝኽእል። ካብዚ ዝዓቢ ክሳራን ዉድቀትን የሎን። ስለዚ ኣቶ ኢሰያስ ጊዝያዊ ዓወት እኳ እንተተጋናጸፈ፣ ነባሪ ክሳራ እዉን ኣብ ገዛእ ርእሱን ዝመርሖ ዘሎ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ገይሩ እዩ።

ኣብ ከምዚ ኣዝዩ ተሃዋሲ ኩነታት እንታይ ክግበር ነይርዎ፣-

እቲ ተቃዋሚ ሓይሊን ለዉጢ ዘገድሶም ጉዱሳት ዜጋታት፣ ኣብ ከምዚ ናይ ምድንጋራትን ሓያል ፕሮፖጋንዳዊ ጸቅጥታት እንታይ ክገብር ይግባእን ተኽእሎታት ነይርዎም?

ብሓፈሻ እቲ ሓላፍነት ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብፍላይ ድማ ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታት ከምዝኾነ ክዝከር ይግባእ። ቡርቱዕ ዉሑጅ ምስመጸካ፣ በቲ ዝመጸካ ማኣዝን ደዉ ኢልካ ክትገጥሞ ኣይትኽእልን ኢኻ፣ እንታይ ድኣ፣ ናብቲ ዝዉሕዘሉ ዘሎ ማኣዝን ገጽካ ብምኻድ ኢኻ ክትገጥሞ ዝክኣል። ምስቲ ቡርቱዕ ዋሕዚ ማሕበራዊ መራኸቢ ቡዙሓን እዚ ሓቤርተታ እዚ ኣጣራጣሪ ከምዝነበረ 90% ዝተራጋገጸ እዩ ዝነበረ፣ እቲ ዝተረፈ 10% ነቲ ክዉንነትን ሓቕን ዓብሊኽዎ ስለዝነበረን ፣ እቲ ክዉንነት ናይ ገዛእ ርእሱ ከቢድ ጸቕጥታት ነይርዎ እዩ። ኣብ ከምዚ ከቢድ ጸቕጢ ዝህልወሉ እዋን፣ ብሓፈሻ ለዉጢ ዝጽዕዱ ጉዱሳት ዜጋታትን፣ ብፍላይ ድማ ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታት ክገብርዎ ዝግብኦን ዝነበረ፣ ነቲ ህዝቢ ምርግጋእን ኣንፈት መስረታዊ ለዉጢ ካይስሕት ማኣዙኑ ምትሓዝ እዩ። ነዚ ክገብሩ ዝሃቀኑ ዉልቀ ዜጋታትን ፖሎቲካዊ ምንቅስቓሳት፣ዉድባት ግንባራት ኣለዋ። ብኣንጻሩ ከም ህዝቦም እግሮሙን ኣእዳዎምን ኣኪቦም ነቲ ግጥም ዝዕዘቡ ዝጸንሑ፣ ብሓፈሻ ለዉጢ ዝጽዕዱ ጉዱሳት ዜጋታትን፣ ብፍላይ ድማ ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታት፣ ኢሰያስ ኣብ ቴለቪዢን ቃለ-መሕትት ክገብር ምኻኑ ምስተቃልሔ፣ ዳሶም ስለዝስሰነሎም ካብ ተሓቤሙሉ ዝነበሩ ባዓትታት ፣ ናብ ኩሉ ማሕበራዊ መራኸቢ-ቡዙሓን ወጽዮም፣-

ሀ. ብዓዋተን ኣሰናን ዝሃብዎ ዘይተራጋገጸ ሓቤሬታ ተላዒሎም (Generates) ጋዜጣዊ መግለጺታት ምቅራቦም፣ ከም ቅራፍ ባናና ረጊጾም (The opposition stepped on a lie peel) ሓነግ ዝበለ ተቃዉሞ ኣምሲሎም ክሕጩጩሉ ተራእዮም።

ለ. ነቲ ብዓዋተን ኣሰናን ዝተዘርግሔ ዘይርጉጽ ወሬታት፣ ብመገዲ ተቃዉሞ ተራጋጊጹ ሓቅነቱን ጉጉይነቱን ዘይምርግጋጹ፣ ጉድለትን ሕመቕን ተቃወምቲ እዩ ተባሂሉ።

ሐ.ኣብ ተቃዉሞ ቡኽረት መሪሒነት፣ ብቅዓት፣ ጽኑዕ-ምትእስሳር ምስ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኣሎ ተባሂሉ።

ሐ. ኣብ ተቃዉሞ ቀንዲ ፈለግ ቃልሲ (Mainstream) ገና ኣይተበጽሔን ተባሂሉ።

መ. ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታት ንህዝቢ ከራጋግኣን ክመርሓን ኣይበቕዓን ተባሂሉ።

ረ. ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታት፣ ኣብ ክንዲ ብኣጀንድኤን ደድሕሪ ኣጀንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ዝዉሕዛን ኣብ ፍጹም ምህዉታትን…ወ.ዘ.ተ ዘለዋ ኢየን ተባሂሉ። እዚ ኩሉ ሚዛናት ወይ ኣባሃላታት ሓድሽ ነገር ኣይኮነን፣ ዋላ ኣባላት ንጹር ዕላማታት ሰርዔን ዝንቃሳቀሳ ፖሎቲካዊ ዉዱብ ሓይልታትን ህዝብን ከልዕሎ ዝጸንሔ ርኡይ ድኽመታት ስለዝኾነ፣ ከም ቅቡል ተወሲዱ ንምእራሙ ጻዕርታት ክካየድ ከምዝግብኦ ዘማትእ ጉዳይ ኣይኮነን።

እቶም ሕጂ ከምዚ ዝብሉ ዘለዉ እንታይ ከተጣቡቡ ጸኒሕኩም፣ ዝብል ሕቶ ግን ንዕኦም ክምልስዎ ዝሕደግ እዩ። ዝኾነ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝገበረ፣ ነቲ ብዓወተን ኣሰናን ዝተዘርግሔ ሓቤሬታ ከም ሩጉጽ ሓቤሬታ ኣይወሶዶን። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ ብቱሑት ዓቕሙ ንህዝቢ ከራጋግእን ቁኑዕ መስመሩ ከትሕዝ ሃቂኑ እዩ። ህዝቢኤርትራ ግዳይ ናይ ዝኾነን ዘይኮነን ወሬታት ከይከዉን እዉን ከጠንቅቅ ፣ነቲ ዝኸይድ ዘሎ ሓርጎጽጎጻት ብትዕግስቲ፣ ልቦናን ትብዓትን ክመሚ፣ ንጹር ዝኾነ ሃገራዊን ዲሞክራስያዊን ራእይ ክንዉንን ከማሕጽን ጸኒሑ እዩ። ስግሩ ሓሊፉ እቲ ዝባሃል ዘሎ ወሬታት ሓቂ እንተድኣ ኮይኑ፣ ክግበር ዝግብኦ መርሓ-ገበይን ፖሎቲካዊ መስርሕን ብኑጹር ኣቀሚጡ እዩ።

ኣብ ኣሻቃሊን ተኣፋፊ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተታት፣ ርእስኻ ከም ሰገን ኣብ ሑጻ ቀቢርካ ጸኒሕካ፣ ደቢኑ ዝነበረ ደበና ምስተቀንጠጠ ቦሎኽ ኢልካ  ጥቁዉ ክትከዉን ምፍታን ምልክት ትብዓትን ምልክት ቡቁዕ መሪሒነት ኣይመስለንን እዩ።

ክትመርሖም ጸገም ክሞርሑኻ ጸገም፣ ክትዉድቦም ጸገም ክዉዱቡኻ ጸገም፣ ሓሳብ ክህቡኻ ጸገም ሓሳብ ክትህቦም ጸገም ዝኾኑ ዉልቀ-ዜጋታት ጉራቔናት ዝደለይዎ ከንህዩ መሰሎም እኳ እንተኾነ፣ ፈጺሞም ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ማሕበራዊ ሰዉራ ካብ ምዉርዛይ ሓሊፎም ክጻወትዎ ዝኽእሉ ሃናጺ ግደ የሎን።

ወትሩ ብኣታቶም ዝልዓል ነቀፌታ ምስማዕን፣ ጉድለታትካ እንዳዉሓድካ ምኻድ ግን ከድሊ እዩ።

ኣብ ከምዚ ድንግርግር እዋናት ዘተራእየ ዱንጉር ኣንፈታት ነይሩ ዶ?

እወ ነይሩ፣ ክነብር እዉን ግድነታዊ እዩ። ካብቲ ዝተራእየ ድንግርግራት እቲ ዘሕጉስ ብዉልቀ-ሰባት ብምንባሩ እዩ። ዉልቀ- ዜጋ ብጥሙር ዕላማ፣ ዲስፕሊን፣ራእይ…ወ.ዘ.ተ ተቀይዱን ተማእዚዙ ስለዘይከይድ፣ ኣብ ዝኾነ ጊዚየ ዝኾነ ዘይተጸንዔ፣ ዝተራእዮን ዝስምዖን ክዛረብ ይኽእል እዩ። እዚ ድማ ምስ ገበን ዝቁጸር ኣይኮነን። እቲምንታይስ ዝኾነ ፉጡር ኣብታ ገለ ዝርእየሉን ዝሰምዓሉ እዋናት ስምዒታቱ፣ ባህግታቱን ትጽቢታቱ ክገልጽ ባህርያዊ ስለዝኾነ እዩ። ኣብ ገሊኡ ደረት ዝሳኣነ ነይሩ ክኸዉን ይኽእል እዩ፣ የግዳስ ሕጂ ዓቢ ተሞክሮ ተረኺቡ ስለዘሎ፣ እቲ ዉልቀ-ዜጋ እዉን ክማሃርን ክጥንቀቅን ከምዝኽእል ፍሉጥ እዩ።

 

ወድሓንኩም!!!

መርዕድ ዘርኡ

03/05/212

 

January 26, 2012

President! SHOULD WE ASK THE PRESIDENT?

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 8:34 am

Year in and year out for one to listen to the speeches of President Isaias Afewerki; one could conclude that these same old speeches are ritual at best. I must congratulate him for his long hour’s of speeches and performances that has little positive impact to Eritrean.

If the world was only ruled by political philosophy the President of Eritrea would take the number one prize, because the president seems to have a great knowledge about world politics. Unfortunately the world is lead by action not by good speeches and political philosophy.

Much of the focus and the attention of the president this year seem to be on Eritrean in the Diaspora, particularly those who left Eritrea in a bad note.

During his lengthy speech the President failed to properly address the economic, political and justice disparities of his administration.

For many Eritreans in the Diaspora especially those who have a dream of returning to Eritrea the President’s speech might seem inspirational. Especially where a presidential official invited those Eritrean in the Diaspora to come home without facing fear or intimidation from the Government of Eritrea, provide he/she have $30 – $40 thousand to invest. What can one do with $40 thousand in Eritrea?

If true, this is indeed good, but why is the President only focused on escapees? What is his motivation? Indeed it is a good gesture to allow people to come home, but Eritrean at home should be granted passports legally so they could travel and work anywhere to support their loved ones, after all it should be their right.

The President as always failed to speak directly to his people at home and also failed internationally to address the crucial and the most important issues facing Eritrea while he had the opportunity during his visit to New York for the UN General Assembly Meeting.

Should we ask the President why he failed to address Ethiopia- Eritrea conflict while he was in New York and why he was asking to participate in person to the UN Security Council Meeting? Although the President of Eritrea was not given enough time to be granted a visa, one wonders why he did not send a representative closer to the United States like the Ambassador of Eritrea in the US.

The six hour speech given by the Present of Eritrea, I would say was too long and painful, mainly because his speech contained little or nothing of importance to the needs of Eritrean at home. What the Government of Eritrea has to do is far more than give an open invitation to escapees who have settled in Diaspora, he also need to speak to the people at home and fulfill the promises that has been made by the same president for the last 20 years.

Eritrean would like to know the whereabouts of their loved ones who have been languishing in prison. Should we ask you: Mr. President if you have any intentions of releasing the illegally held prisoners or at least to let their loved ones know of their whereabouts?

The President talked about the Eritrean National Service, and indeed he is right to say that the National Service is well known in other part of the world. Should I remind you Mr. President, the National Service is undisputed in Eritrea as well by Eritrean; the question is why not kept the 18 months timeframe that was intended for young people entering the National Service. Keeping the young and productive generation for over 10-12 years in the National Service is unreal and unacceptable in the eye of most Eritrean.

When Eritrean run away to obtain freedom that was rightfully theirs but denied by the system, still families are held responsible for the actions of their children and the Government of Eritrean shifts the blame to the escapees whenever anything goes wrong. Now to invite escapes without any guarantee, relying only on the word of the President does not seem fair to most of us.

Should we ask the President again?

When will it be the right time for the Government of Eritrea to amend the rule of law and implement the constitution so the escapees can go back to Eritrea without fear of incarceration?

During the brutal rule of Haile Selassie of Ethiopia every year on his birthday or Independence Day those cruel leaders would release political prisoners as a gesture of good will, why don’t you try that Mr. President, if you have one like ordinary people!

MR. President, without a constitution that will guarantee the safety of the people, many like me refuse to accept your words. Because we have been deceived by your words many time.

Most of all, Mr. President you need to speak to Eritrean in Eritrea. Do not worry about Eritrean in the Diaspora we already made a choice and we know the right time to come home.

Happy New Year!

Naz Yemane

Voice of Eritrea

January 12, 2012

ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝባንካ ምጽሓዩ፣ ናብ ብዓቲ ምዑቃብ ካብ ምንታይ የድሕን?

Filed under: Politics,Uncategorized — eritrearealclearpolitics @ 12:35 pm

ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝባንካ ምጽሓዩ፣ ናብ ብዓቲ ምዑቃብ ካብ ምንታይ የድሕን?

ካብ ዕለት 16/08/2007 መንግስት ኣመሪካ ንሃገረ ኤርትራ ኣብ ደንቤ ናይ ግብረ-ሽበራዊ ስርሓት መወልትን ደገፍትን መዝገብ ዝርዝር ከስፍራ ምኻኑ ዘተንብህ ወስታታት ኣብ መራኸቢ-ብዙሓን ካብ ኣፍ ኣመሪካዊ ምምሕዳር ብዓልቲ መዚ ዝኾና ወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘር ዝነቀለ ትንባህታ ኣብ ታሕሳስ 2009 ኣብ ግብሪ ከምዝትግበር ተገይሩ እዩ። እዚ ትንባህታ ብወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘር ክትንባህ እንኮሎ፣ ስርዓት ኣስመራ ብንዕቐትን ኣቓጫጭን ጥራይ ሪኢዎ። ኣብ ክንዲ ንዋሺንግቶን ኣብ ከምዚ እንታይ ኣብጺሒዎም ኢሉ ዝግምግምን ንጡፍ ናይ ገበላታት ዲፕሎምስያዊ ንጥፈታት ዘሳላስል ብመራኸቢ ቡዙሓን ኣብ ቀጥታዊ ቆዮቓ ምስ ወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘርን ዋሺንግቶ ብምእታዉ፣ ንስርዓት ወያኔ ናጻ ፖሎቲካዊ መጣሊዒ ባይታን ጊዜን ፈጢሩ።
ነዚ ባይታታት ብግቡእ ዘለለየ ጃንዳ ወያኔ ድማ፣ ከም ሓደ ናይ ፖሎቲካ ፕሮጀክት ወሲዱ፣ መዛራግሒ ዝኸዉን ባይታታት ኣብ ሓድነት ኣፍሪቃ፣ ኢጋድን ሕቡራት ሃገራት ዝተሓላለኸ ሴኪዔታት መርበብ ብምዝርጋሕን ብምልቕቓብን ነቲ ናይ ማዕቀብ ፕሮጀክት ከምዝዕወት ገይሩ ኣሎ።
እቲ ኣብ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቐብ ቁኑዕ ድዩ ጉጉይ ኣይኮነን እቲ ክመጽእ ዘለዎ ሕቶ፣ እንታይ ድኣ፣ ነዚ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቐብ ንክንበር እንታይ ግደ ኣበርኪትና ዝብል እዩ። ነዚ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቀብ ቀጠልያ መብራህቲ ዝወልዔ፣ ዘሳሰየን ዝዓደመን ባዕሉ ስርዓት ኣስመራ እዩ። ስርዓተ ኣስመራ ንህዝቢ ኤርትራ ድላዩ ስለዝገብሮ፣ ንማሕበረሰብ ዓለም እዉን ድላዩ ክገብሮ ዝኽእል እዩ ዝመስሎ፣ ካብዚ ሽደና ን ጉጉይ ቅመራታት ነቂሉ፣ ብድሕሪ ከዉሊ ልዕላዉነት ኤርትራ ፣ ንኩሉ ኤርትራዊ ጉዳይ ባዕሉ ዓለምለኻዊ ስለዘትሓዞ ብተዳጋጋሚ ዓለምለኻዊ ማዕቐብ ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ኣብዚ ዘሕዝን ግን ንዝወርዶ ዓለምለኻዊ ኩናኔ፣ ብኣካል ቀሪቡ ክምክት ዘይምቡቁዑ እዩ። ናይረፍዲ ስዓታት መዓልቲ ዕለት 5 ታሕሳስ 2011 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ብኣካል ቀሪቡ ክምክት ዕድል ተፈጢሩሉ ከንሱ  ብኣካል፣ ወይ ብወካሊኡ ኢምባሳደር ኤርትራ ናብ ሕቡራት ሃገራትን ብቴለ-ክንፍረንስ ክቀሪብ ኣይክኣለን። ንዘይምቕራቡ ክልተ ምስምሳት ይልዕል።-
1.ሕጽረታት ጊዝየን ሎጂስቲክስ፣
2.ዋላ እዉን እንተ ንቀርብ፣ነቲ ዝተሓስበ ማዕቐብ ክንዓግቶ ወይ ከነቀይሮ ስለዘይንኽእል ኢና ይብሉ።
እዚ ዝፈልጡ እንተኾይኖም ሕጂ ዘጽሕፍ ድኣ እንታይ ኣለዎም? ስርዓት ኣስመራ ካብ ተሞኩርኡ ዝማሃር ጃንዳ ኣይኮነን። ዋላ እዉን ጽቡቕ ክሓስቡ እንተደለዩ፣ ጽቡቕ ዘሕስብ መንፈስን ስነኣእሙራዊ ቂኒት የብሎሙን። እዚ ጽሑፍፊ ነቲ ኣቀዲሞም ክሃንጽዎ ዝጸንሑ ሕሉፍ ሃገራዉነት ንምትርንዑን ደገፌታ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ንምርካብ ዘናጻጸረ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ጸላኢት ኣመሪካ ኣላትና ኢሉ፣ ዓንዚሩ ኣብ ሕሉፍ ሃገራዉነት ኣትዩ ናብ ሓንቢሱ ክወጾ ዘይክእል ዉቕያኖስ ንምሽማሙ እዩ።
ኣብ ጽሕፎም “”ኤርትራ ዋላ እኳ እቲ ልሙድ ኮይኑ ዘሎ ኣሰራርሓ ባይቶ ጸጥታ ተስፋ ዘቚርጽ ብምዃኑ፡ እዚ ደብዳበ’ዚ እውን ፋይዳ ክህልዎ ብዙሕ ትጽቢት ዘይትገብር እንተኾነት፡ ታሪኽ ንታሪኽ በቲ ልክዑ መታን ክምዝግቦ፡ ኣብ ውሳነ 2023 ዘለዋ መርገጺን ኣመላኻኽታን ከተብርህ ሓላፍነት እናተሰምዓ፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ብዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ በደላት ደጊሙ ክምልከቶ ትምሕጸን””ይብሉ። ፋይዳ ከምዘይብሉ እንዳፈለጡ ድኣ እንታይ ምኽንያት ዘጽሓፎም? ወዲ ዱሙ ነይ ገድፍ ግብረ እሙ ስልከዝኾነ ድዩ? ጽሕፎም ብኣካል ቀሪቦም ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከቕሩቡ እንዳኻሉ ከንሶም፡ ነዚ ብምሕሳም ኣብ ኣስመራ ተሓቢኻ ምጽሓፍ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ? መን እዩ ጊዚኡ ኣጥፊኡ ነዚ ነዊሕ ጽሑፍ ከ ከንብበሎም?

ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝባንካ ምጽሓዩ፣ ናብ ብዓቲ ምዑቃብ ካብ ምንታይ የድሕን?

 

ካብ ዕለት 16/08/2007 መንግስት ኣመሪካ ንሃገረ ኤርትራ ኣብ ደንቤ ናይ ግብረ-ሽበራዊ ስርሓት መወልትን ደገፍትን መዝገብ ዝርዝር ከስፍራ ምኻኑ ዘተንብህ ወስታታት ኣብ መራኸቢ-ብዙሓን ካብ ኣፍ ኣመሪካዊ ምምሕዳር ብዓልቲ መዚ ዝኾና ወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘር ዝነቀለ ትንባህታ ኣብ ታሕሳስ 2009 ኣብ ግብሪ ከምዝትግበር ተገይሩ እዩ። እዚ ትንባህታ ብወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘር ክትንባህ እንኮሎ፣ ስርዓት ኣስመራ ብንዕቐትን ኣቓጫጭን ጥራይ ሪኢዎ። ኣብ ክንዲ ንዋሺንግቶን ኣብ ከምዚ እንታይ ኣብጺሒዎም ኢሉ ዝግምግምን ንጡፍ ናይ ገበላታት ዲፕሎምስያዊ ንጥፈታት ዘሳላስል ብመራኸቢ ቡዙሓን ኣብ ቀጥታዊ ቆዮቓ ምስ ወይዘሮ ጃንዳይ ፍረዘርን ዋሺንግቶ ብምእታዉ፣ ንስርዓት ወያኔ ናጻ ፖሎቲካዊ መጣሊዒ ባይታን ጊዜን ፈጢሩ።

ነዚ ባይታታት ብግቡእ ዘለለየ ጃንዳ ወያኔ ድማ፣ ከም ሓደ ናይ ፖሎቲካ ፕሮጀክት ወሲዱ፣ መዛራግሒ ዝኸዉን ባይታታት ኣብ ሓድነት ኣፍሪቃ፣ ኢጋድን ሕቡራት ሃገራት ዝተሓላለኸ ሴኪዔታት መርበብ ብምዝርጋሕን ብምልቕቓብን ነቲ ናይ ማዕቀብ ፕሮጀክት ከምዝዕወት ገይሩ ኣሎ።

እቲ ኣብ ኤርትራ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቐብ ቁኑዕ ድዩ ጉጉይ ኣይኮነን እቲ ክመጽእ ዘለዎ ሕቶ፣ እንታይ ድኣ፣ ነዚ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቐብ ንክንበር እንታይ ግደ ኣበርኪትና ዝብል እዩ። ነዚ ተነቢሩ ዘሎ ማዕቀብ ቀጠልያ መብራህቲ ዝወልዔ፣ ዘሳሰየን ዝዓደመን ባዕሉ ስርዓት ኣስመራ እዩ። ስርዓተ ኣስመራ ንህዝቢ ኤርትራ ድላዩ ስለዝገብሮ፣ ንማሕበረሰብ ዓለም እዉን ድላዩ ክገብሮ ዝኽእል እዩ ዝመስሎ፣ ካብዚ ሽደና ን ጉጉይ ቅመራታት ነቂሉ፣ ብድሕሪ ከዉሊ ልዕላዉነት ኤርትራ ፣ ንኩሉ ኤርትራዊ ጉዳይ ባዕሉ ዓለምለኻዊ ስለዘትሓዞ ብተዳጋጋሚ ዓለምለኻዊ ማዕቐብ ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ኣብዚ ዘሕዝን ግን ንዝወርዶ ዓለምለኻዊ ኩናኔ፣ ብኣካል ቀሪቡ ክምክት ዘይምቡቁዑ እዩ። ናይረፍዲ ስዓታት መዓልቲ ዕለት 5 ታሕሳስ 2011 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ብኣካል ቀሪቡ ክምክት ዕድል ተፈጢሩሉ ከንሱ  ብኣካል፣ ወይ ብወካሊኡ ኢምባሳደር ኤርትራ ናብ ሕቡራት ሃገራትን ብቴለ-ክንፍረንስ ክቀሪብ ኣይክኣለን። ንዘይምቕራቡ ክልተ ምስምሳት ይልዕል።-

1.ሕጽረታት ጊዝየን ሎጂስቲክስ፣

2.ዋላ እዉን እንተ ንቀርብ፣ነቲ ዝተሓስበ ማዕቐብ ክንዓግቶ ወይ ከነቀይሮ ስለዘይንኽእል ኢና ይብሉ።

እዚ ዝፈልጡ እንተኾይኖም ሕጂ ዘጽሕፍ ድኣ እንታይ ኣለዎም? ስርዓት ኣስመራ ካብ ተሞኩርኡ ዝማሃር ጃንዳ ኣይኮነን። ዋላ እዉን ጽቡቕ ክሓስቡ እንተደለዩ፣ ጽቡቕ ዘሕስብ መንፈስን ስነኣእሙራዊ ቂኒት የብሎሙን። እዚ ጽሑፍፊ ነቲ ኣቀዲሞም ክሃንጽዎ ዝጸንሑ ሕሉፍ ሃገራዉነት ንምትርንዑን ደገፌታ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ንምርካብ ዘናጻጸረ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ጸላኢት ኣመሪካ ኣላትና ኢሉ፣ ዓንዚሩ ኣብ ሕሉፍ ሃገራዉነት ኣትዩ ናብ ሓንቢሱ ክወጾ ዘይክእል ዉቕያኖስ ንምሽማሙ እዩ።

ኣብ ጽሕፎም “”ኤርትራ ዋላ እኳ እቲ ልሙድ ኮይኑ ዘሎ ኣሰራርሓ ባይቶ ጸጥታ ተስፋ ዘቚርጽ ብምዃኑ፡ እዚ ደብዳበ’ዚ እውን ፋይዳ ክህልዎ ብዙሕ ትጽቢት ዘይትገብር እንተኾነት፡ ታሪኽ ንታሪኽ በቲ ልክዑ መታን ክምዝግቦ፡ ኣብ ውሳነ 2023 ዘለዋ መርገጺን ኣመላኻኽታን ከተብርህ ሓላፍነት እናተሰምዓ፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ብዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ በደላት ደጊሙ ክምልከቶ ትምሕጸን””ይብሉ። ፋይዳ ከምዘይብሉ እንዳፈለጡ ድኣ እንታይ ምኽንያት ዘጽሓፎም? ወዲ ዱሙ ነይ ገድፍ ግብረ እሙ ስልከዝኾነ ድዩ? ጽሕፎም ብኣካል ቀሪቦም ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከቕሩቡ እንዳኻሉ ከንሶም፡ ነዚ ብምሕሳም ኣብ ኣስመራ ተሓቢኻ ምጽሓፍ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ? መን እዩ ጊዚኡ ኣጥፊኡ ነዚ ነዊሕ ጽሑፍ ከ ከንብበሎም?

ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ንሞኒተሪንግ ግሩፕ ይወቅስን ይኸስስን እዉን ኣሎ። ሞኒተሪንግ ግሩፕ ባዕላ ዝማሃዞቶ ነገር የሎን። ንሞኒተሪንግ ግሩፕ ቀንዲ ቀለብቲ ሓቤሬታ ዝኾኑ፣ እቶም ትማሊኣብ ዉሽጥ  ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ን ካብኡ ወጻኢ ዝነበሩ ኤርትራዉያንን ዓለማዊን ዞናዉን ትካላትን መንግስታትን ብዝተረኽበ ሓቤሬታታት ዝተመገበት እዮ። ሰለዚ ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ንነብሱ እዩ ክወቕስን ክኸስስን ዝግባእ።

ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ኩሉ መዳያቱ ከም ፖሎትካዊ ስርርዕ ዝፈሸለ ስርዓት እዩ። ነዚ ፉሹል ስርዓት ዝገበርካ ጌርካ ከተዕርዮ እዉን ዝክኣል ስለዘይኮነ፣ ንሃገር ኤርትራ ንህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መነት ካየፍሽሎ መታን ደዉ ከነብሎ ክንቃለስ ኣሎና። ስለዚ ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝባንካ ምጽሓዩ፣ ናብ ብዓቲ ምዑቃብ ካብ ምንታይ የድሕን? ካብ ዘድሕኖ ስለዘይብሉ ትም እንተበልኩም ይሓይሽ። ህዝቢ ኤርትራ ን ማሕበረሰብ ዓለም ኺዒብኩም እዩ።

ወድሓንኩም!!!

መርዕድ ዘርኡ

21ታሕሳስ 201
ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ኩሉ መዳያቱ ከም ፖሎትካዊ ስርርዕ ዝፈሸለ ስርዓት እዩ። ነዚ ፉሹል ስርዓት ዝገበርካ ጌርካ ከተዕርዮ እዉን ዝክኣል ስለዘይኮነ፣ ንሃገር ኤርትራ ንህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መነት ካየፍሽሎ መታን ደዉ ከነብሎ ክንቃለስ ኣሎና። ስለዚ ጃንዳ ህ.ግ.ደ.ፍ ድሕሪ ዝናብ ኣብ ዝባንካ ምጽሓዩ፣ ናብ ብዓቲ ምዑቃብ ካብ ምንታይ የድሕን? ካብ ዘድሕኖ ስለዘይብሉ ትም እንተበልኩም ይሓይሽ። ህዝቢ ኤርትራ ን ማሕበረሰብ ዓለም ኺዒብኩም እዩ።
ወድሓንኩም!!!
መርዕድ ዘርኡ
21ታሕሳስ 2011
(more…)

August 5, 2011

NEW ERITREAN CIVIC DEMOCRATIC MOVEMENT IS EMERGED

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 6:37 am

For the past one or two decades we have witnessed numerous Eritrean opposition groups or parties in Diaspora appeared and disappeared. Some due to the lack of legitimacy and others due to the lack of their strategy on how to reach Eritreans in Diaspora and at home to create civic mined society that will bridge the gap of the Eritreans throughout the world.

Of course not all the groups has disappeared , there are many exist. In fact some of them are going to declare national conference in Ethiopia and others in Germany This strategy indeed is very good one, the question is, will it work?

 

As this time a new Eritrean civic democratic movement is emerging and it seems they have all the answers on how Eritreans can be united in a civic mined approach with unique ides.

For the last six month members E.C.D.M have been behind curtains to craft and shape the idea of civic demecratic movement, now the time has come to present it and face the public.

 

What is in the coffer of E.C.D.M or what makes this movement unique than the others.

First and foremost, although their stand is firm on change in Eritrea from the present dictatorial government is needed by a peaceful manner, but that peaceful solution of change they are sure not to remain as word but act on it in civil manner, that means they have the peaceful solution in their coffer. At the same time they make it clear, that, their aim is no to grub the power, rather to facilitate to who over comes into power to lead the future Eritrea in harmony, provide is democratic elected leadership or to a group who are becoming the transitional government of Eritrea, by forwarding the warkable civic mined platform or the so called road map of civic democratic ideas. Of course decision have to be by the people of Eritrea at home on how they want be governed.

 

The uniqueness of this group is overwhelming, for example; unlike their counter parts, that many different groups or parties work under one umbrella, with preserving their past identities. Contrary, in order to be part of of Eritrean Civic Democratic Movement, one have to denounce his/her past parties or groups membership. In other words with E.C.D.M dual membership is not permitted.

 

This unique idea brought together young and veteran Eritreans from different political parties to contribute their input as individuals not as a party members. This unique approach, that has never been tried in the past seems the only solution to solve the puzzle of Eritreans in Diaspora.

 

After six months to come out to the public one might wonder by saying what took them longer?

Although this is legit and good question, those dedicated people day and night were covering the hall issues on how a nation to be lead under Democratic elected leadership, and not to fail the dream of Eritreans as others did in the past.

 

Start form the frame of the transitional government, elected President, the rule of law, justice, individual equality and liberty,Ethio-Eritrean conflict without compromissing territorial integrity, Socio-economy, foreign relations,equal pay of equal work to all genders, public relation, allocation of national resources and many other things.

 

Keep open mind and eyes and look for their declaration, that will be followed after short period their framework.

One cannot wait to see them debate in the public their role as a movement and their contribution on the future democratic nation of Eritrea

Thank you.

By Naz Yemane

voice of Eritrea

Halifax Canada.

July 29, 2011

IGAD and the UN Monitoring Group’s Bizarre Allegations against Eritrea

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 11:24 am

We have seen the communiqué issued by the Inter-governmental Authority on Development (IGAD), which accused Eritrea of fomenting problems in the Horn of Africa. The primary purpose of the communiqué was to set a stage for the upcoming hearing of the Somalia-Eritrea Monitoring Group by the United Nations Security Council, so that the Security Council will extend the mandate of the Monitoring Group, stiffen the existing sanctions, and punish the Eritrean people with more stringent economic sanctions.

We have also seen snippets of the accusations of the Monitoring Group via the website of their “Eritrean-American contact person, the notorious anti-Eritrean people Saleh Ghadi. In it the Group alleges that Eritrea dispatched Somali terrorists through Massawa and Somaliland; that it got involved in the Kampala bombing of the innocent civilians (in which a few Eritreans were killed and injured among others); that it is a primary human trafficker in the Horn of Africa and Sinai; that it plotted to disrupt the African Union Summit in Ethiopia by dispatching terrorists and make “Addis like Bagdad”.

All these allegations are so bizarre that they defy any logic. Most of the allegations are what the Prime Minister of Ethiopia, Meles Zenawi said in Parliament a few months ago. It looks like the UN Monitoring Group takes at face value what the Ethiopian government functionaries have to report. There is no doubt that Ethiopia will continue the campaign of Eritrean bashing and stigmatization as long as it serves its purposes and the interest of its allies.

It is a well known fact that the Somaliland government is lobbying many African governments for its bid to be recognized as an independent country; and sympathizes with the Ethiopian regime because of its proximity and the influence it has with the African Union. The Ethiopian government has representatives in Somaliland and they have many bilateral agreements. It doesn’t make any sense to say that Eritrea transported trained terrorists from Massawa through Somaliland into Somalia or Ogaden.

As to the Kampala bombing, the terrorist group Al Shabab openly admitted and boasted about it. Because of the reckless and ill conceived intervention of US and Ethiopia in Somalia, Al Shabab was formed and attracted foreign jihadists, who are experts in suicide bombing. President Museveini accused Al Shabab and pledged to stay undeterred in Somalia with the UN peacekeeping force; and Ugandan securities managed to apprehend the collaborators in the suicide bombings. But in the last few months the tone of the accusation has been changed; that the Ethiopian government took advantage of the situation and started to spread rumors of Eritrean involvement in the tragic incident of the Kampala bombings. It is to be recalled that about eight Eritreans have died and many injured in that horrible terrorist act.

The Monitoring Group should understand that Ethiopia will jump to accuse and blame Eritrea on every opportunity it gets when incidents occur in the Horn of Africa. Anyone who follows the politics of the Horn deeply, with good hearts and unbiased outlook, will attest to this. In the 2003 Gambela Massacre in Ethiopia, where near 400 civilian Agnuaks were killed by cold-blooded vigilante Ethiopian highlanders, the then Minister of regional affairs Barnabas Gebreab was quick to accuse Eritrea of the incident; but investigations indicated that conflict of Agnuak and Nuer, coupled with Ethiopia’s ethnic dived and rule, were the main trigger of that unfortunate tragic event.

The 2006 success of the Somalia’s United Islamic Courts, which rooted out the War Lords of Somalia, brought some resemblance of peace and security to that troubled country, and many Somalis especially residents of Mogadishu welcomed the new turn of events. The War Lords were supported by the US under its war on terror policy, in which the Lords and Ethiopia tried to manipulate to their own advantage. Even the then Transitional National Government (TNG) of President Abdulahi Yusuf, which was confined to the city of Baidoa, unable to move to Mogadishu, was happy about the success of UIC at first. The losers in the game were the US and Ethiopia. These two managed to convince the TNG that UIC is an ultra fanatic entity determined to work with Al-Qaeda, and a treat to the national security of US and its allies in the region.

President Abdulahi Yusuf and Prime Minister Meles Zenawi acted as delivery boys for US interest in the Horn and came up with bizarre allegations that there were 2000 Eritrea soldiers in Mogadishu, and invaded Somalia in 2006. This aggression further plunged the already unstable condition into deeper hell. When things were not going smooth in Mogadishu as planned, again the blame game continued and Eritrea got all the accusation and wrath of the only super power, the US, and its delivery boys.

Despite all these accusations, hostile maneuvers, and unjust UN sanctions, in my opinion, the people and government of Eritrea steadfastly continued to focus on investment, economic and infrastructure development including agriculture and food security. The result of it produced a glimmer of hope to the Eritrean people. According to the Economist, Eritrea’s GDP was forecast to grow by 17% due to mainly its mining sector. Eritrea managed to avoid the current famine that’s plaguing Ethiopia, Somalia and Kenya because of its change in agricultural policy and its early warning and contingency plans.

All these developments, especially the mining boom gave very sleepless nights to US policy makers, Ethiopian and the bigots at Awate.com. Transcripts from the US Embassy in Eritrea that were leaked by Wikileaks attest to this. Ethiopian officials in local media and paltalks continued to raise their concern on the mining boom and the trend in Eritrea’s economic growth. These blind jealously coming out of Ethiopian officials are not new to the Eritrean people. Ethiopia wants Eritrea to be economically deprived unable to sustain itself. To that end they use their

diplomatic tentacles to make sure that Eritrea should not benefit from its natural resources. One way of coming after that is to concoct a very dramatic allegation that will raise a hair behind the neck of African Diplomats; that Eritrea plotted to sabotage an African Union Summit in Addis Ababa by sending terrorists to plant mass killing bombs. As usual, the Ethiopian Intelligence will claim they uncovered the plot, and bring the supposed terrorists to confess. This kind of drama is not uncommon for anyone who follows the politics of the Horn. Another allegation is that the Eritrean government is involved in the human trafficking of its own people. This is bizarre of nth order. I believe it was a year or two ago that human rights activists and others were accusing the Eritrean government on its “shoot to kill “policy on anyone who ventured to leave and escape the country. How come now they are accusing the government of human smuggling and trafficking?

But the question remains, why are IGAD and the Monitoring Groups accept the allegations of Ethiopia at face values? In most likelihood they are either manipulated or bullied by the US, Ethiopia and their allies. I think investigating the investigator (the Monitoring Group) would bring a whole host of political scum and intrigues.

At a time when the whole world is at shock again with the draught and famine in Ethiopia, Somalia and Kenya; when Eritrea managed to escape the dreaded plague, the UN Sanctions Committee is contemplating with giving economic sanctions to the hard working Eritrean People. The Eritrean people should be commended not sanctioned for working hard to make ends meet. Stop and lift the Unjust Sanction on Eritrea.

 

Yusuf A. Mahmood

September 14, 2010

ብሰዲህኤ ዝቐረበ መሰጋገሪ ውጥን ኤርትራ

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 5:46 am

Selfi democracy hizbi eritrea merah gibri ni waiela

August 16, 2010

ኮምሽን ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ናይ መጀመሪያ መሰረታዊ ንጥፈታት ስርሑ ኣሰላሲሉ፡፡

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 6:22 am

ኮምሽን ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ናይ መጀመሪያ መሰረታዊ ንጥፈታት ስርሑ ኣሰላሲሉ፡፡

Sunday, 15 August 2010 21:19

  • ፈጻሚት ሽማግለ መሪጹ ናይ ስራሕ ኮሚተታትን መዚዙ፡
  • ማከላይ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ጌሩ ጨናፍራቱ ኣብ ሓሙሽተ ክፍላተ ዓለማት ክኸፍት እዩ፡

ብመሰረት እቲ ብዓወት ዝተዛዘመ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዘሕለፎ ዉሳነ እቲ ድሮ ተመስሪቱ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ወይ ከኣ (National Congress) ንምድላዉን ደሞክራሲያዊ ቃልስና ናብ ዝላዓለ ጥርዚ ንምድያቡ ዘኽእሉን ብፍላይ ከኣ፡ ኣብቲ ካብ ዕለት 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዝተመዝገበ ዓወታት ብምዕቃብ ነቲ ብፖለቲካዊ ዉድባት ኤርትራ ጥራይ ተባሒቱ ንዝጸንሓ ፖለቲካዉን ደሞክራሲያዉን ቃልሲ ኤርትራ፡ ብዝያዳ ህዝቢ ብዝሳተፎን ዝሰፍሕ መንገዲ ኤርትራዊ በርጌሳዉን ህዝባዉን ዉሳነታት ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ንምዕዛዝን፡ ምስ ሓይልታት ፖለቲካ ኤርትራ ብሽርክነት ተሓባቢሩ ዝሰርሕ ነጻ ኮምሽን ጽባሕ ምዝዛም ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ስራሓዉቱ ከካይድ ጸኒሑ፡፡

እዚ ካብ ኩሉ ሕብርታትን ኣቃዉማ ሕብረተሰብ ኤርትራ ብምዉካል ብደሞክራሲያዊ መንገዲ ኣብ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ  ዝተመርጸ 53 ዝኣባላቱ ኮምሽን ክሳብ ሎሚ ንኣገባብን ኣሰራርሕኡ ብዝምልከት መማሓደሪን ዉሽጣዊን ሕግታት ብምሕንጻጽ ብምጽዳቕን ብዓቕምን ፍልጠትን ዝመምዘንታቱ ኣገባብ፡ ሓንቲ ንስራሕ ኮምሽን እትመርሕ ኣካያዲ ኣካል መሪጹ ኣሎ፡፡

በዚ መሰረት ኮምሽን ክሳብ ሕጂ ኣሰላሲልዎም ካብ ዘሎ ዛዕባታት፡-

  • ኮምሽን ነጻን ዘይሻራዉን ኮይኑ ተጸዋዕነቱ ብቐጥታ ነቲ ዝመረጾ ዋዕላ ምኻኑ ተሰማሚዑ፡ ኮምሽን ምስ ፖለቲካዉያን ሓይልታትን ዉድባትን ኤርትራ ብሽርክነት ክሰርሕ ወሲኑ፡፡
  • እዚ ኣብ ኣቃዉምኡ እዉን ካብ ህዝብን ሰቪካዊ ማሕበራትን 60 % ቦታ ዝወነነ ኮምሽን ህዝቢ ኣብ መጻኢ ኩነታት ሃገሩ ዕቱብ ተሳትፎ ዘርእየሉ ኩነታት ከመቻችእ ምኻኑ ተሰማሚዑ፡፡
  • ከም መርኣያ ናይዚ ልዕል ኢሉ ዝተጠቕሰ ሓቅታት ከኣ እንሆ ኣብዚ ነዚ ኮምሽን ክመርሕ ዝተመዘዘ ፈጻሚ ሽማግለ ወሳኒ ቦታታት ካብ ብርጌሳዊን ህዝባዉን ምንቅስቓሳት ተወኪሎም ናይ ዝመጹን ካብ ፖለቲካዊ ዉዳቤ ነጻ ዝኾኑ ባእታታት ምምራጹ እኹል ምስክርነትን መጻኢ ዉሕስነት ንተሳትፎ ህዝብን እዩ፡፡
  • ኩሎም ኣብ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዝተሳተፉ ኣብ ኪዳን ዝተጠርነፉ ይኹኑ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘሎዉ ፖለቲካዊ ዉድባትን ሰልፍታትን ኤርትራዉያን  ምርጫን ዉሳነን ስቪካዉያንን ህዝብን ብምኽባር ኣብ መስርሕ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዘርኣይዎ ዉርዙይ ተማእዛዝነትን ፖለቲካዊ ትሕትናን  ኣብ ታሪኽ ከዘክሮም ክነብር እዩ፡፡

ኣብ መወዳኣታ ኮምሽን ኣብ ናይ ትማሊ ናይ ስራሕ ዉዕልኡ ልዒሎም ንዝተጠቕሱ ሓቅታት ድሕሪ ምርግጋጽ፡ ነዞም ዝስዕቡ ኣባላት ኣብ ፈጻሚ ሽማግለ እቲ ኮምሽን ኮይኖም ክሰርሑ መሪጽዎም ከምዘሎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተረኺቡ ዘሎ ዜና ሓቢሩ፡፡

  1. ኣቶ ኣምሃጽዮን ዶሚኒኮ              ኣቦ ወንበር
  2. ኣቶ ዓብደራሕማን ጣሃኑር            ም. ኣቦ ወንበር
  3. ዓብደልቃድር ሓምድ                  ጸሓፊ    

 

ኽኮኑ እንከሎዉ ኣብ ትሕቲ እዚ ሽማግለ ድማ እዘን ዝስዕባ ኣርባዕተ ናይ ስራሕ ኮሚተታት ተመዚዘን ቆይመን ኣሎዋ፡፡

  1. ዓሊ ማሓመድ ሰይድ                 ኮሚተ ጉዳያት ፖለቲካ
  2. ዳንኤል ተወልደ                        ኮሚተ ዜናን ሓበሬታን
  3. መሓመድ ሳልሕ ኣቡበከር           ኮሚተ ህዝባዊ ጉዳያት
  4. ያሲን መሓመድ ዓብደላ              ኮሚተ ፋይናንስ

ብዘይካ እዚ ሓዉ ክብሮም ብርሃነ ደብሩ ተቖጻጻሪ ኮይኑ ክሰርሕ ምኻኑ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ፡፡

እዚ ተረኺቡ ዘሎ ሓበሬታ ከምዘመልከቶ ዝተረፉ ኣባላት ኣቲ ኮምሽን ኣብዘን ቆይመን ዘሎዋ ናይ ስራሕ ኮሚቴታት ብብኽእለቶም ተመዲቦም ከምዘሎዉ ተሕቢሩ ኣሎ፡፡ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ንኩለን ኣቑምወን ዘሎ ናይ ስራሕ ሽማግለታትን ኮሚተታትን ዕማምን ናይ ስራሕ ሓላፍነትን ዘነጽር ሰነድ ኣብ ርእሲ ምንጻሩ፡ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ መሰረታዊ ዕላምኡ ተግባራዉነት ዉሳነታት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ንምርግጋጽ ምስራሕን ብኡ መጠን ከኣ መጻኢ ዉክልና ሕዝብን ሃገርን ዝዉስንን መጻኢ ስልጣን ህዝቢ ዘረጋግጽ ሃገራዊ ጉባኤ ምድላዉን ምኻኑ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ብመሰረት እቲ ተረኺቡ ዘሎ ሓበሬታ ኮምሽን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ስራሓዉቱ ኣብ ሓሙሽተ ክፍላተ ዓለማት ማለት፡-

ኣፍሪቃ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኤዉሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን፡ ኣዉስትራሊያን ኒውዝላንድን፡ ከፋፊሉ ጨናፍራቱ ብምዝርጋሕ ክሰርሕ ብምዉሳን፡ ማእከላይ ቤትጽሕፈት እቲ ኮምሽን ከኣ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዃኑ፡  እቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ፡፡        

መሓሪ ኣብራሃም

ሜዲያ መርበብ ሲቪካዊ ማሕበራት ኤዉሮጳ

ካብ ኦስሎ ነርወይ

15 ነሓሰ 2010

August 12, 2010

ملتقى الحوار الوطني للتغییر الدیمقراطي بسم لله الرحمن الرحیم

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 3:31 pm

1

بسم لله الرحمن الرحیم

ملتقى الحوار الوطني للتغییر الدیمقراطي

إعلان أدیس أبابا

أم 􀑧 ا الت 􀑧 ي بلادن 􀑧 تقرار ف 􀑧 نحن قوى التغییر الدیمقراطي الساعین نحو تحقیق الأمن والسلام والاس

و

أغسطس

– 9 􀑧 ن 31 یولی 􀑧 رة م 􀑧 شملنا في ملتقى الحوار الوطني للتغییر الدیمقراطي الذي عقد في الفت/ 2010 م .رة 􀑧 ضایاه الكبی 􀑧 ة ق 􀑧 ي معالج 􀑧 دم ف 􀑧 ذ الق 􀑧 عبنا من 􀑧 ا ش 􀑧 ي دأب علیھ 􀑧 د الت 􀑧 تمراراً للتقالی 􀑧 اء اس 􀑧 أتي اللق 􀑧 وی

یم الإداري 􀑧 ستویات التنظ 􀑧 ى م 􀑧 ي أدن 􀑧 ى ف 􀑧 یم أو حت 􀑧 وطن أو الإقل 􀑧 ستوى ال 􀑧 ى م 􀑧 صغیرة عل 􀑧 وال

والاجتماعي

.دیني 􀑧 ومي وال 􀑧 طھاد الق 􀑧 كال الاض 􀑧 ل أش 􀑧 ن ك 􀑧 اني م 􀑧 ي یع 􀑧 ام القمع 􀑧 ل النظ 􀑧 ي ظ 􀑧 وم وف 􀑧 عبنا الی 􀑧 إن ش

سجون 􀑧 تلأت ال 􀑧 ث ام 􀑧 ام حی 􀑧 ات النظ 􀑧 راء سیاس 􀑧 ار ج 􀑧 ة الانھی 􀑧 ى حاف 􀑧 ا عل 􀑧 یش بلادن 􀑧 اعي وتع 􀑧 والاجتم

د 􀑧 ال ، وق 􀑧 ساء والأطف 􀑧 دین والن 􀑧 ال ال 􀑧 ى رج 􀑧 ا حت 􀑧 نج منھ 􀑧 م ی 􀑧 بالمعتقلین من كافة فئات المجتمع ، ول

لات 􀑧 اولون الإف 􀑧 ذین یح 􀑧 شبابنا ال 􀑧 روب، ف 􀑧 ات الح 􀑧 ر أوق 􀑧 ي غی 􀑧 ھ ف 􀑧 ارد لأبنائ 􀑧 تحولت ارتریا إلى بلد ط

ضلاً 􀑧 ار، ف 􀑧 واج البح 􀑧 تلعھم أم 􀑧 صحراء أو تب 􀑧 ال ال 􀑧 ت رم 􀑧 دفنون تح 􀑧 اروا ی 􀑧 ام ص 􀑧 یم النظ 􀑧 ن جح 􀑧 م

سیاسات التھجیر والتغییر الدیمغرافي التي یقوم بھا النظام التي تھدد السلم الاجتماعي

.ك 􀑧 ام، وذل 􀑧 ذا النظ 􀑧 ھ ھ 􀑧 عھ فی 􀑧 ذي وض 􀑧 یم ال 􀑧 وجاء انعقاد ھذا الملتقى لإنقاذ وطننا وشعبنا من الجح

ة 􀑧 ھ الوطنی 􀑧 بإقامة دولة دیمقراطیة یعیش فیھا الشعب الإرتري في أمن وسلام، معززاعزیزوحدت

ضوا 􀑧 منمیا للثقة المتبادلة

یمثلون كلا من

. ولتحقیق ھذا الھدف السامي شارك في الملتقى نحواً من ( 330 ) ع:-ع 􀑧 ات المجتم 􀑧 الف، منظم 􀑧 ارج التح 􀑧 ة خ 􀑧 تنظیمات التحالف العشرة ، التنظیمات السیاسیة والقومی

ط ، 􀑧 شرق الأوس 􀑧 وتي، ال 􀑧 ا، جیب 􀑧 سودان ،إثیوبی 􀑧 ن ال 􀑧 ل م 􀑧 ي ك 􀑧 ة ف 􀑧 المدني ، ممثلي الجالیات الإرتری

رأة، 􀑧 ثلات الم 􀑧 سیحي ، مم 􀑧 لامي والم 􀑧 دین الإس 􀑧 أوربا، أمریكا وكندا ،استرالیا ونیوزلندا، رجال ال

ضائیة 􀑧 وات الف 􀑧 ة والقن 􀑧 ة،المراكز الإعلامی 􀑧 ورة الإرتری 􀑧 ل الأول للث 􀑧 ي الرعی 􀑧 شباب، ممثل 􀑧 ي ال 􀑧 ممثل

وق 􀑧 ال حق 􀑧 ي مج 􀑧 طین ف 􀑧 احثین ، ناش 􀑧 ادیمیین وب 􀑧 ة ،أك 􀑧 ة المعارض 􀑧 ة الإریتری 􀑧 ات الخاص 􀑧 والإذاع

الإنسان، وممثلي الجالیات الإرتریة عبرالعالم

.ا 􀑧 ي مزقھ 􀑧 عبنا الت 􀑧 ات ش 􀑧 ین مكون 􀑧 ة ب 􀑧 دة والثق 􀑧 اني الوح 􀑧 ز مع 􀑧 ق وتعزی 􀑧 سعى لتحقی 􀑧 ع ی 􀑧 ان الجمی 􀑧 وك

النظام الدیكتاتوري

.ي 􀑧 ة ف 􀑧 ة المتمثل 􀑧 ت الوطنی 􀑧 ى الثواب 􀑧 داً عل 􀑧 ة مؤك 􀑧 دة الوطنی 􀑧 ضیة الوح 􀑧 ي ق 􀑧 ویلا ف 􀑧 ى ط 􀑧 وتوقف الملتق

ن 􀑧 ضة م 􀑧 ات عری 􀑧 التعدد اللغوي والدیني والقومي مقراً بالمظالم المتفاوتة التي وقعت على قطاع

ضایا 􀑧 زت الق 􀑧 ذا وترك 􀑧 ق

الأساسیة التي غطت محاور أعمال الملتقى الأوراق التي أعدتھا اللجنة التحضیریة وھي

. ھ 􀑧 ة وعم 􀑧 ا باستفاض 􀑧 اولاً لھ 􀑧 سلمین متن 􀑧 ة الم 􀑧 ري خاص 􀑧 شعب الإرت 􀑧 ال:ورقة الوحدة الوطنیة

ورقة آلیات ووسائل التغییر الدیمقراطي

ورقة المرحلة الانتقالیة التي تلي سقوط النظام الدیكتاتوري

. مشروع المیثاق الوطني

وطني 􀑧􀑧 ل ال 􀑧 دة للعم 􀑧􀑧 ة موح 􀑧 روج برؤی 􀑧􀑧 صوراً للخ 􀑧 ضمنت ت 􀑧􀑧 ي ت 􀑧 ق الت 􀑧􀑧 ة الطری 􀑧 خارط

المشترك منھجاً وممارسة

.2

وبعد مداولات عمیقة لھذه الأوراق اتخذ جملة من القرارات والتوصیات الھامة ومنھا

:أولا

: القرارات-1

مكونات شعبنا والقوى الراغبة في التغییر، وتمھیداً لذلك كلف مفوضیة وطنیة

للتغییر الدیمقراطي من

وتنظیمھا وتعبئتھا، وإعداد مسودة دستور مؤقت للمرحلة الانتقالیة بعد سقوط

النظام آخذةً في الاعتبار التجارب الدستوریة، وأن تضع خارطة طریق واضحة

المعالم برؤیة سیاسیة تحدد مھام المرحلة الانتقالیة

-2

الثقافي والقومي والدیني، وتضمن حقوق كل المكونات الاجتماعیة لشعبنا وأكد

على ضرورة تقویة واحترام التنوع الاجتماعي

-3

الیوم عرضة للمخاطر بسبب سیاسات النظام الدیكتاتوري التي خلقت اضطھاداً

قومیاً في إرتریا، وبما أن مسألة القومیات لا تنفصل عن قضیة الوحدة الوطنیة

وعن الحقوق الدیمقراطیة، أكد الملتقى على حقوق القومیات ومساواتھا و ضمان

حق تقریر المصیر للقومیات في دستور إرتریا الدیمقراطیة الحدیثة

-4

مارس بدرجات متفاوتة الاضطھاد على الأدیان والمعتقدات، وأكد الملتقى على

وجود ھذه المظالم خاصة تجاه المسلمین، مؤكداً على ضمان الحقوق الدینیة

وحریة المعتقد

-5

العربیة والتقرینیة لغتین رسمیتین في البلاد

-6

والأملاك الخاصة التي انتزعھا النظام الدیكتاتوري إلى أصحابھا الأصلیین بقرار

تنفیذي وإجراءات قانونیة

-7

قرر الملتقى عقد مؤتمر وطني جامع خلال عام لتشكیل مجلس وطني یمثل كل53 عضواًبینھم 6نساء وعھد إلیھا تھیئة الجماھیر.أكد الملتقي على أن وحدة الشعب الإرتري وحدة اختیاریة طوعیة تحترم التعدد.إن الوحدة الوطنیة لشعبنا وسیادتھ التي ترسخت إبان الكفاح المسلح أصبحت.إن النظام الدیكتاتوري في إرتریا ومنذ وصولھ إلى السلطة في عام 1991 م.أكد الملتقى بأن اللغات الوطنیة الارتریة متساویة، واعتبر اللغتین الوطنیتین.أكد الملتقى على أن الأرض ملك للشعب، وأن تعود كل الاراضى والملاحات.اعتماد نظام الحكم اللامركزى الدستوري.ثانیاً

ة 􀑧 ة القادم 􀑧 ق للمرحل 􀑧 ة الطری 􀑧 من خارط 􀑧 تكون ض 􀑧 ي س 􀑧 یات الت 􀑧 ن التوص 􀑧 د م 􀑧 ى العدی 􀑧 در الملتق 􀑧 أص

ومنھا

1

یناشد كل قوى التغییر الدیمقراطي حشد طاقاتھا في جبھة عریضة من أجل إنقاذ بلادنا،

وضمان وحدتھا

: التوصیات:. إن ملتقى الحوار وفى الوقت الذي یؤكد فیھ انطلاق العمل النضالي للتغییر بروح جدیدة،.3

2

إشكالاتھا البینیة بالطرق السلمیة والدیمقراطیة، وطالب التنظیمات السیاسیة ومنظمات

المجتمع المدني المتشابھة في أھدافھا وبرامجھا بالوحدة لمصلحة الشعب والوطن

3 .

والإداري

4.

التحریر والمقاومة من أجل الدیمقراطیة واعتبرھا مسؤولیة وطنیة

5.

الدیمقراطي لإسقاط النظام الدیكتاتوري

6.

الدیمقراطي

. أوصى الملتقى قوى التغییر الدیمقراطي من تنظیمات سیاسیة ومنظمات مجتمع مدني حل.تنمیة القدرات البشریة والاستفادة من الخبرات الإرتریة في تطویر عملنا الدبلوماسي.أوصى الملتقى بضرورة تقدیم الخدمات والرعایة لأسر الشھداء والرعیل ومعاقي حرب.توجھ الملتقى بنداء لشعبنا للحفاظ على تعایشھ ووحدتھ الوطنیة والعمل مع قوى التغییر.أوصى الملتقى بتكوین لجنة اقتصادیة لاستقطاب الدعم من شعبنا لتقویة قوى التغییر.توجھ الملتقى بنداء للمواطنین الإریتریین في الخارج لحرمان النظام الاستبدادي من الدعم

المالي والمعنوي ، مناشدا الجیش الإریتري باعتباره جزءا من شعبنا المقھور الوقوف بجانب

الشعب والانضمام لقوى التغییر الدیمقراطي، رفعا لمعاناتھم ونصرا لشعبھم

.كما یتوجھ ملتقى الحوار بنداء للمجتمع الدولي والدول الصدیقة للوقوف مع الشعب الإریتري

والإسھام في إنقاذه من قبضة الدیكتاتوریة، وطالب الدول الداعمة للنظام الوقوف مع نضال

شعبنا العادل

.ة 􀑧 ا حكوم 􀑧 وإذ یثمن ملتقى الحوار الوطني وقوف دول الجوار بجانب قضیة التغییر خاصة إثیوبی

رن 􀑧 ة الق 􀑧 یش منطق 􀑧 وشعباً یدعوھا لبذل المزید حتى یتخلص الشعب الإرتري من معاناتھ، ولتع

الأفریقي في أمن وسلام

.شھید 􀑧 ذكر ال 􀑧 ص بال 􀑧 ري، یخ 􀑧 ا الإریت 􀑧 ھداء وطنن 􀑧 ل ش 􀑧 زازه بك 􀑧 سجل اعت 􀑧 وملتقى الحوار الوطني إذ ی

و 􀑧 یم وھ 􀑧 روري أل 􀑧 ادث م 􀑧 ر ح 􀑧 ھ إث 􀑧 دثت وفات 􀑧 ذي ح 􀑧 ى، وال 􀑧 ضو الملتق 􀑧 سفن ع 􀑧 سفھوني م 􀑧 ل ت 􀑧 المناض

یسعى في سبیل إنجاح ھذا الملتقى

.النصر للشعب الإریتري في نضالھ من أجل حقوقھ المشروعة

المجد والخلود لشھدائنا الأبرار

ملتقى الحوار الوطني الإرتري للتغییر الدیمقراطي

2010

م /8/ أدیس أبابا 9

ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

Filed under: Politics — eritrearealclearpolitics @ 3:22 pm

ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

 

ንሕና ሓይልታት ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን ንምርግጋጽ ንቃለስ ዘሎና ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሚክራሲያዊ ለዉጢ ከነቃንዕ ተጋቢእና ቀኒና፡፡

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መዋእል ኣትሒዙ ኣብ ዓበይትን ንኣሽቱን ሃገራውን ከባብያውን ክሳብ ዝተሓቱ ማሕበራውን ህዝባውን ሕቶታቱ፣ ብመገዲ ዘተን ዋዕላን መጻኢ ጉዳይ ሃገሩን ክሰማማዕን ክውሰንን ጸኒሑ ኢዩ። እዚ ሕጂ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ መቐጸልታ ናቱ ኢዩ።

 

ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢን ህልው ኩነታትሃገርን ህዝብን፡

ሎሚ፣ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ተረጊጹ፣ ኩሉ ዓይነት ጭቆናን ጸቕጥን ማለት ብሄራዊ፣ ሃይማኖታዊ፣ ባህላውን፣ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ መዘና ብዘይብሉ ኩሉ መዳያዊ ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰላቱ ተገፊፉን ተጣሒሱን ይርከብ። ሃገርና ኣብ ደረጃ ፍጹም ምንቁልቋል ምብትታንን ፣ ከም ሳዕቤን ድማ ናይ ምብታን ሓደጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ሕብረተሰብና ዘንጸለላወሉ፣ ዜጋታትና ኣብ ማእሰርትን ማሕዩርን ቅትለትን ዝሳቐዩሉ፣ ኣማኢት መዓስከራት ተኸፊቱ ህዝብና ብኣልማማ ኣብ ኣብያተ ማኣሰርቲ ኣብ ዘለዉሉ፣ መራሕቲ ሃይማኖታትና ከይተረፉ ግዳያት ዝኾኑሉ ህሞት ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ብሰንኪ እዚ ዘሎ ኩነታት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ግዳያት ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ኣለዉ። ኣብ ኣህጉራውን ዓለም ለኻዊን ደረጃ፣ እዛ ሃገር እዚኣ ሓንቲ ካብተን ኲናት ኣብ ዘይብሉ ግዜ ዝለዓለ ቁጽሪ ስደተኛትት እተፍልፍል ምዃና ተረጋጊጹ ኣሎ። ብፍላይ መንእሰያት ብብዝሒ ንስደት ኣብ ዘምርሑሉን፣ ኣብ ፈቐዶ ሰሃራን ባሕርን ዝጠፍኡሉን፣ እቲ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ ግዱድ ሰፈራታት ዘስዓቦ ደሞግራፊያዊ ምልውዋጥን፣ ዝፈጥሮ ዘሎ ህዝባዊ ምምዝባላትን ኣብ ዘለወሉ እዋን ኢዩ እዚ ዋዕላ ተጋቢኡ። ልዕሊ 330 ዝተሳተፉሉ ዋዕላ ብኸምዚ ዝስዕብ ኔሩ። 10 ውድባት ኪዳን፤ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘለዋ ፖለቲካውን ብሄራውን ውድባት፤ ወከልቲ ሲቪክ ማሕበራት ካብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ጁቡቲ፣ ማኣከላይ ምብራቕ፣ ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካ፣ ካናዳን፣ ኣውስትራልያ፣ ኒው ዚላንድን ዝመጹን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፤ ወከልቲ ደቂ ኣንስትዮ፤ ወከልቲ መንእሰያት፤ ወከልቲ ስደተኛታት፤ ወከልቲ ገዳይም ተጋደልቲ፤ ወከልቲ ናይ ኤርትራውያን ናይ ዜና ማዕከናት፤ ምሁራትን ነጻ ዜጋታትን፤ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰልን ተረኺቦም።

ብውድዓዊ ኩነታት ክንዕዘቦ እንከለና፣ እዚ ዋዕላ እዚ፣ ሃገርናን ሕዝብናን ብሰፍ ዘይብል ኩሉ መዳያዊ ጭቆና እናተሳቐየ በቲ ሓደ ወገን፣ ጠገለ ዘይብሉ ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ. ግዳምን ውሽጣውን ተጻባኢ ፖሊሲታቱ ዘኸተሎ ጎነጽ ምስ ጎረባብትን ማሕበረ ሰብ ዓለምን በቲ ሓደ፣ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ማእከል ሽበራ ብምዃን፣ ኣብ ፍጹም ከበባ ተነጽሎ ተሳጢሑ ኣብ ዘለወሉ እዋን ኢዩ ተኻይዱ።

ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፣ ቀንዲ ዕላማኡ ሃገርናን ሕዝብናን ካብዚ ልዕል ኢሉ ዝተጠቕሰ ኩነታት ፍጹም ንምንጋፍን ብኡ ኣቢሉ እውን፣ ኩሎም ኤርትራውያን ብሓባር ተኸባቢሮም ዝነብሩላ ሃገር ምእንቲ ክውንኑ ዘኽእሎም ምዕቃብ ሃገራዊ ሓድነትን ምፍጣር ሕድሕዳዊ ምትእምማንን ኢዩ።

ነቶም ጠንቂ እዮም ዝበሃሉን፣በብግዜኡ ብዲክታቶርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ፍልልያት ክዓሙቕ ዝፍተን ዘሎ ቅርሕንትን ጽልእን፣ለልዮም ብክፉት ልብን መንፈስን ብምዝታይ ዝተኻየደ ሓድነት ናይ ምርግጋጽ ስጉምቲ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኤርትራውያን ንሕድሕዳዊ ወጽዓታቶም ተቐቢሎም ዝፈጠርዎ ምትእምማንን ዝበጽሕዎ ምርድዳእን፣ መለለዪ ናይዚ ሃገራዊ ዋዕላ ኢዩ ነይሩ።

ንሃገራዊ ሓድነቶም ከም ቀንዲ ጠንቅታት ዝኾኑ ሕቶ ብሄር፣ ሃይማኖትን፣ ቋንቋን ብኽፉት ልብን ናይ ምትሕልላይ መንፈስን ብትብዓት ዘትዮም ኣብ ሓባራዊ ውሳነ በጺሖም።

ብዲክታቶርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ናይ ፈላሊኻ ግዛእ እኩይ ሜላ፣ ብደረጃታት ግዜ ዝፈላለ በብእብረ ኣብ ልዕሊ ብሄራትናን ሃይማኖታትናን ቋንቋታትናን ፣ ክሳብ ምጽናት ዝኸደ ገበናት፣ ከምዝተፈጸመን ይፍጸም ምህላዉን ተሳተፍቲ ዋዕላ ብዘይተጉላባነት ብሓባራዊ ተረድኦ ብምርድዳእን ብምቕባልን ሓድሕዳዊ ምትእምማን ሕዝቢ ሃኒጾም። ኣብ መወዳእታ ተሳተፍቲ ዋዕላ ነቲ ናብዚ ዋዕላ ንምስታፍ ኣብ ጉዕዞ ኣንከሎ ብሓደጋ ንዝተሰወአ ገዲም ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ብምዝካር ንስድራቤቱ ናይ ጽንዓት ይሃብኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡  

ኣብዚ ብዓቢ ሃገራዊ መንፈስ ዝተኻየደ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ካብ ዝዘተየሎም ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓባራዊ ዘተታት ካብቶም ዝቐረቡ ሰነዳት ማለት፡-

  • ህሉው ፖለቲካዊ ገምጋም ኤርትራ፡
  • ሃገራዊ ሓድነት፡
  • ኣገባብ ደሞክራሲያዊ ለዉጢ፡
  • ሃገራዊ ሰነድ፡
  • መድረኽ መሰጋገሪ እዋን፡

ብክኢላታት ንዉጽኢት ዘተን ካብ ተሳተፍቲ ንዝተዋህቡ ርእይቶን ሓሳባትን ለበዋታትን ብግቡእ ድሕሪ ምጽፋፍ እዚ ዝስዕብ ዉሳነታትን ለበዋን መጸዋዕታን ብስም ዋዕላ ብምስንዳእ ብከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡፡

ውሳነታት

 

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምድሓን ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም 330 ኣባላት ንኩሉ ክውንነት ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ዝውክሉ ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 09 ነሓሰ 2010 አብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኡ። ብድሕሪ መኽፈቲ ዋዕላ ተሳተፍቲ ኣብ 5ተ ዓውደ መጽናዕትታት ብምክፍፋል፡ ኣብቶም ዝቐረቡ ሓሙሽተ ሰነዳት ጉዳይ ሃገራዊ ሓድነት፡ መሳርሒ ደሞክራስያዊ ለውጢ፡ መሰጋገሪ መድረኽ፡ ሃገራዊ ቻርተርን ሓባሪ መንገድን ብሓላፍነታዊ መንፈስ ክትዓት ድሕሪ ምክያዶም ነዞም ዝስዕቡ ውሳኔታትን ለበዋታትን ኣሕለፉ።

  1. ተሳትፎ ኩሉ ክፍልታት ሕ/ሰብናን ሓይልታት ዲሞክራስያዊ ለውጥን ዘረጋግጽ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክግባእን ካብኡ ሃገራዊ ባይቶ ክምዘዝን ዋዕላ ወሲኑ። ነዚ ዕማም‘ዚ ንምስልሳል ከኣ 53 ዝኣባላታ 6ተ ደቂ ኣንስትዮ ዘካተተ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምምዛዝ፡ ህዝባዊ ምልዕዓልን ምውዳብን ከካይድ፡ ንድሕሪ ዉድቀት ስርዓት ህግደፍ ዘሎ ግዜ ንኣወንታዊ ተመክሮታት ንድፊ ቅዋማት ኤርትራን ካብ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበረ-ሰባትን ዝመጸ ንድፍታት ምርኩስ ብምግባር፡ ብፖሎቲካዊ ራእይ ዝተሰነየ ሓባሪ መስመር /Road Map/ ዕማም መሰጋገሪ መድረኽ  ክትነድፍ ዋዕላ ወሲኑ።
  2. ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ወለንታዊ ድሌትን ርድየትን ዝተመስረተ፡ ንብዙሕነት ባህላውን ሃይማኖታውን ብሄራውን ክውንነት ህዝብና ዘኽብርን መሰል ኩሉ ኣካዋውና ሕብረተ-ሰብና ዝሕሉን ምዃኑ ብድሕሪ ምርግጋጽ፡ ነዚ መሰረት ብምግባር ዋዕላ ንምክብባርን ንምድልዳልን ብዙሕነት ሕ-ሰብና ክሰርሕ ወሲኑ።
  3. ኣብ ጸረ ባዕዳዊ መግዛእታዊ ብረታዊ ተጋድሎ ዝተረጋገጸ ሓድነት ህዝብን ሃገርን ምትራር፡፡ ኣብዚ እዋን  እዚ  ኣብ ኤርትራ ብሄራዊ ወጽዓ ምህላዉ ብምርግጋጽ፡ ሕቶ ብሄራት ደሞክራስያዊ መሰል ምዃኑ ዋዕላ ኣረጋጊጹ፡ ስለዝኾነ ኸኣ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ብሄራት አብ ትሕቲ ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ምርግጋጽ፡፡ ከምኡ‘ውን እቲ መሰል አብ መጻኢት ኤርትራ ብደረጃ ቅዋም  ክርአ ከምዘለዎ ዋዕላ ወሲኑ።

 

  1. ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ብ1991 አብ ፖሎቲካዊ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ጀሚሩ ንኩሎም ሃይማኖታትን እምነታትን ህዝብና ብዝተፋላለየ ደረጃታት ወጽዓታት ምብጽሑ ብድሕሪ ምርግጋጽ፡ አብ ኤርትራ መሰልን ነጻነትን ኩሎም ሃይማኖታትን እምነታትን ክኽበር ዋዕላ ወሲኑ።
  2. ኩለን ቋንቋታት ኤርትራ ማዕረ ኮይነን ሃገራውያን ቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን ዕላውያን ምዃነን ዋዕላ ኣረጋጊጹ።
  3. መሬት ዋንነት ህዝቢ ምዃኑ ብድሕሪ ምርግጋጽ፡ ኩሉ ብዘይፍትሓዉን ርትዓዉን ኣገባብ ብዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝተመንዘዐ መሬትን ውልቃዊ ሃብቲ ግራዉቲ ጨውን ካልእን ብፍትሓውን ርትዓውን መንገዲ ናብ ዋናታቱ ክምለስ፡ ከምኡ‘ውን መሰል ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ክሊ ማያት ኤርትራ ክኽበርን ዋዕላ ወሲኑ። 
  4. ኣብ ሓዳስ ደሞክራስያዊት ኤርትራ ቅዋማዊ ዘይምእኩል ምሕደራ ክትኸል ዋዕላ ወሲኑ።
  5. እተን ፍርቂ ሕ/ሰብና ዝውክላ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኩሉ ተፈጥራዊ ተጽዕኖታት መኺተን ነጻን ደሞክራስያዊ ኤርትራ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ብረታዊ ተጋድሎ ዘርኣይኦ ጅግንነታዊ ቅያታት ብስርዓት ህግደፍ ተጠሊሙ ዝበጽሐን ዘሎ ወጽዓታትን ጭቆናን ብምኹናን፡ መሰልን ማዕርነትን ደቂ ኣንስትዮ ክረጋገጽ ዋዕላ ወሲኑ።
  6. መንእሰያት ብመወዳእታ ዘይብሉ ወተሃደራዊ ዕስክርና ብዉልቀ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ መጻኢ ዕድሎም ጸልሚቱ፡ ሃገሮም ራሕሪሖም ናብ ስደት ይውሕዙ ብምህላዎም ኤርትራ ናብ ሓደጋ ተምርሕ ምህላዋ ብምርግጋጽ፡ ዋዕላ መሰል መንእሰያት ክሕሎ ወሲኑ።  

                            

 ለበዋታት፡

  1.  ኣብ ሃገርና ብሓድሽ መንፈስ መስርሕ ቃልሲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋት ኣብ ዝሕተተሉ ዘሎ እዋን፡ ሃገርና ካብቲ ኣንጸላሊዋ ዘሎ ሓደጋ ንምድሓንን ሓድነታ ንምርግጋጽን ኩሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሰፊሕ ግንባር ክጥርነፉን ኩሉ ዓቕምታቶም ከዋድዱን ዋዕላ ተላብዩ።
  2. ኩሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ፖሎቲካዊ ውድባት፡ በርጌሳዊ ማሕበራት፡ ካልኣዊ ፍልልያቶም ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ ክፈትሑ፡ ከምኡ‘ውን ተመሳሳሊ ራእይን ፕሮግራምን ዘለዎም ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ረብሓታት ህዝብን ሃገርን ንምርግጋጽ ሓድነቶም ከረጋግጹ ዋዕላ ተላብዩ።
  3. ዲፕሎማስያውን ምምሕዳራውን ስርሓትና ንምምዕባል ኩሉ ዓቕምታትን ፍልጠትን ኤርትራውያን ክጥቐም ዋዕላ ተላብዩ።
  4. ስድራ ቤት ስውኣትን ገዳይም ተጋደልትን ኣካለ-ስንኩላን ኵናትን ዘድልዮም ኣገልግሎትን ምክንኻንን ክግበረሎም ሃገራዊ ግዴታ ምዃኑ ዋዕላ ተላብዩ።
  5. ህዝብና ሃገራዊ ሓድነቱን ተኸባቢርካ ብሓባር ምንባርን ክዕቅብ፡ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ኣብ ጎኒ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ክስለፍ ዋዕላ ጸዊዑ።
  6. ዓቅምታት ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዛዝ ካብ ህዝብና ደገፍ ንምርካብ ምጣኔ ሃብታዊ ኮሚቴ ክትምስረት ተላብዩ።

 

መጸዋዕታ፡

  1. ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣካል እቲ ውጹዕ ህዝብና ብምዃኑ፡ ኣብ ሃገርና ሰላምን ግዝኣተ-ሕግን ንምርግጋጽ ኣብ ጎኒ ህዝቡን ምስ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ደው ክብል ዋዕላ ጸዊዑ።
  2. ቀያዲ ኣህጕራዊ ውሳኔ ምሕንጻጽ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ሰላምን ርግኣትን ብዘውሕስ ኣገባብ ዘላቒ መፍትሒ ክረኽብ ዘይተሓለለ ጻዕርታት ምክያድ። ኩሉ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዝተፈጥረ ዶባዊ ግርጭታት ንሰላምን ርግኣትን ኣህዛብ ዞባና ንምርግጋጽ ብሰላማዊ ኣገባብ ክፍታሕ ዋዕላ ጸዊዑ። 
  3. መላእ ማሕበር ሰብ ዓለምን መሓዙት ሃገራትን ህዝብና ካብ መንጋጋ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ንምድሓን ልሉይ ተርኦም ክጻወቱ፡ ኣብ ጉኒ‘ቲ ስርዓት ደው ዝበሉ ሃገራት ደገፋቶም ከቋርጹን ንፍትሓዊ ቃልስና ክድግፉን ዋዕላ ጸዊዑ።
  4. ዋዕላ ንጉዳይ ስደተኛታት ልዑል ትኹረት ብምሃብ ኣብ ኩሉ ዝተሰደድሉ ኩርናዓት ዓለም ናይ ስደተኛን ዑቕባን መሰላቶም ክሕለወሎም ንማሕበረ-ሰብ ዓለም ጸዊዑ።
  5. ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ ጻሕታሪ ኩናት ባህሪያቱን ግብረ-ሽበራዊ ስራሓቱን ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ዝተበየነሉ እገዳ ብትሪ ኣብ ተግባር ክዉዕል ዋዕላ ጸዊዑ።
  6. እቶም ንጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ቁጠባዊ ደገፍ ዝገብሩ ዘለዉ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታትና ደገፎም ንምጭፍጫፍ ህዝብና ይውዕል ምህላው ብምግንዛብ፡ ደገፎም ደው ከብሉን ኣብ ጎኒ ፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቦም ደው ክብሉን ዋዕላ ጸዊዑ።
  7. ፖሎቲካዊ ስርሓት ምውህሃድ ንምምዕባልን ምስማርን ወተሃደራዊ ዕማም ሓጋዚ ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ግንዛቤ ክኣቱ ዋዕላ ጸዊዑ።

 

ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

09-ነሓሰ 2010 ኣዲስ ኣበባ

Next Page »

Create a free website or blog at WordPress.com.